ብራዚል፡ ብርቂ ዝኾነ ብቕዓት ፔለ ብስእሊ

ፔለ ኣብ 2014 ናብ ካሜራ ገጹ ገይሩ እናሰሓቐ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ፔለ 1363 ዓለምለኻውያን ጸወታታት ብምክያድ 1281 ሸቶታት ኣመዝጊቡ

ፔለ ይ ብሉጻት ብሉጽ እናተባሃለ'ዩ ዝግለጽ፡ ብሓቂ ከኣ ዘለዎ ምልከት ኩዕሶ እግሪ ንዓለም ኣርእዩ ከምእትምስክር ገይርዋ'ዩ። ፔለ ኣብታ ኩዕሶ እግሪ ኩሉ እንትንኣ ዝኾነት ብራዚል ተወሊዱ፡ ንብራዚልን ብራዚላውያን ተጻወትትን ብብዙሓት ኣቃልቦ ከምዝረኽቡ ኣብ ምግባር ዓቢ እጃም'ዩ ነይርዎ።

ካብ ብራዚላዊት ክለባ ሳንቶስ ተበጊሱ፡ ሰለስት ግዜ ዋንጫ ዓለም ዝዓተረሉን ኣብ ኒውዩርክ ኮስሞስ ዘካየዶ ጸወታታትን ኣብዚ ስእሊ ተዳህሲሱ ኣሎ።

ኣብ 1958 ምስ ክለብ ሳንቶስ እናተጻወተ እንከሎ ኣብ ልዕሊ ናይ ፓራጓይ ክለብ ጉራኒ ሸቶ ምስ ኣመዝገበ ናብ ሰክዒት ናይ ልዳት ዘሊሉ ብምእታው ሓጎሱ እናገለጸ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ኣብ 1958 ምስ ክለብ ሳንቶስ እናተጻወተ እንከሎ ኣብ ልዕሊ ናይ ፓራጓይ ክለብ ጉራኒ ሸቶ ምስ ኣመዝገበ ናብ ሰክዒት ናይ ልዳት ዘሊሉ ብምእታው ሓጎሱ እናገለጸ፡ ፔለ ምስ ክለብ ሳንቶስ ካብ 1956 ክሳብ 1974'ዩ ተጻዊቱ
1958 ጸሊምን ጻዕዳን ስእሊ ፔለን ስድርኡን ፡ የማኑ ዘሎ ኣቡኡ ዶንዶንሆ ክኸውን እነከሎ፡ መግቢ ትቕርበሉ ዘላ ከኣ ኣዲኡ ዶና ሰለስተ'ያ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, 1958 ጸሊምን ጻዕዳን ስእሊ ፔለን ስድርኡን ፡ የማኑ ዘሎ ኣቡኡ ዶንዶንሆ ክኸውን እነከሎ፡ መግቢ ትቕርበሉ ዘላ ከኣ ኣዲኡ ዶና ሰለስተ'ያ
ፔለ፡ ኣብ 1958 ብራዚል ንስዊድን 5 ን 2 ስዒራ ንፈለማ እዋን ዋንጫ ዓለም ኣብ ዝወሰደትሉ ሓጎሱ ኣብ ኣፍልቢ ሓላዊ ልዳት ተጸጊዑ ብንብዓት ይገልጽ፡ ኣብቲ ኣጋጣሚ ወዲ 17 ዓመት ፔለ ክልተ ሸቶታት ከመዝግብ ክኢሉ'ዩ

ምንጪ ስእሊ, Rex Features

መግለጺ ስእሊ, ፔለ፡ ኣብ 1958 ብራዚል ንስዊድን 5 ን 2 ስዒራ ንፈለማ እዋን ዋንጫ ዓለም ኣብ ዝወሰደትሉ ሓጎሱ ኣብ ኣፍልቢ ሓላዊ ልዳት ተጸጊዑ ብንብዓት ይገልጽ፡ ኣብቲ ኣጋጣሚ ወዲ 17 ዓመት ፔለ ክልተ ሸቶታት ከመዝግብ ክኢሉ'ዩ
ኣብ 1962 ብራዚል ንችኮስላቫክያ ስዒራ ንካልኣይ ግዜ ዋንጫ ዓለም ኣብ ዝወሰደትሉ ወዲ 21 ዓመት ፔለ ንወዲ ጋንትኡ ብሓጎስ እናሓቖፎ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ኣብ 1962 ብራዚል ንችኮስላቫክያ ስዒራ ንካልኣይ ግዜ ዋንጫ ዓለም ኣብ ዝወሰደትሉ ወዲ 21 ዓመት ፔለ ንወዲ ጋንትኡ ብሓጎስ እናሓቖፎ
ሕብራዊ ስእሊ፡ ፔለ ንኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኣብ 1966 ኣብ እንግሊዝ ኣብ ዝተኻየደ ዋንጫ ዓለም ንምጽዋት ቅድሚ ምብጋሶም ብጊታር ገይሩ እናኣዘናገዖም

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ሕብራዊ ስእሊ፡ ፔለ ንኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኣብ 1966 ኣብ እንግሊዝ ኣብ ዝተኻየደ ዋንጫ ዓለም ንምጽዋት ቅድሚ ምብጋሶም ብጊታር ገይሩ እናኣዘናገዖም
1966 ዋንጫ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ልምምድ ኣብ እትገብረሉ ዝነበረት እዋን ሓላዊ ልዳት ዝኾነ ፔለ ንኩዕሶ እናሓዛ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, 1966 ዋንጫ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ልምምድ ኣብ እትገብረሉ ዝነበረት እዋን ሓላዊ ልዳት ዝኾነ ፔለ ንኩዕሶ እናሓዛ
ኣብ 1970 ኣብ ዝተኻየደ ዋንጫ ዓለም ፔለ ምስ እንግሊዛዊ ቦቢ ሙር ድሕሪ ጸወታ ማልያ እንተቀያየሩ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ኣብ 1970 ኣብ ዝተኻየደ ዋንጫ ዓለም ፔለ ምስ እንግሊዛዊ ቦቢ ሙር ድሕሪ ጸወታ ማልያ እንተቀያየሩ
ፔለ ኣብ 1970 ኣብ ልዕሊ ጣልያን 4 ን 1 ዓወት ኣመዝጊቦም ንሳልሳይ ግዜ ዋንጫ ዓለም ኣብ ዝወሰድሉ ሓጎሱ እናገለጸ፡ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ፔለ እቲ እንኮ ሰለስተ ግዜ ዋንጫ ዓለም ዝወሰደ ተጻወታይ'ዩ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ፔለ ኣብ 1970 ኣብ ልዕሊ ጣልያን 4 ን 1 ዓወት ኣመዝጊቦም ንሳልሳይ ግዜ ዋንጫ ዓለም ኣብ ዝወሰድሉ ሓጎሱ እናገለጸ፡ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ፔለ እቲ እንኮ ሰለስተ ግዜ ዋንጫ ዓለም ዝወሰደ ተጻወታይ'ዩ
ፔለ፡ ነቲ ኣብ 1973 ነቲ ኣቡኡ ብፍትወት ፔለ ንወዱ ፔለ ኢሉ ዝሰመዩ እንግሊዛዊ ጆንሰንን ንወዱ ፔለን ብኣካል ረኺብዎም፡ እቲ ኣጋጣሚ ሳንቶስ ምስ ፈሉልሃም ንምጽዋት ናብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝመጽአትሉ'ዩ ነይሩ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ፔለ፡ ነቲ ኣብ 1973 ነቲ ኣቡኡ ብፍትወት ፔለ ንወዱ ፔለ ኢሉ ዝሰመዩ እንግሊዛዊ ጆንሰንን ንወዱ ፔለን ብኣካል ረኺብዎም፡ እቲ ኣጋጣሚ ሳንቶስ ምስ ፈሉልሃም ንምጽዋት ናብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝመጽአትሉ'ዩ ነይሩ
ፔለ 1977 ንመወዳእታ ግዜ ኣብ ዝተጻወተሉ ኣብ ክልብ ኒውዮርክ ሳንቶስ ናይ መፋነዊ ስነስርዓት እናተኻየደሉ እንከሎ ባንዴራታት ብራዚልን ኣሜሪካን ሒዙ ይርአ፡ ፔለ 21 ዓመታት ብምጽዋት ኣብ 1363 ጸወታታት 1281 ሸቶታትወ ከመዝግብ ክኢሉ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ፔለ 1977 ንመወዳእታ ግዜ ኣብ ዝተጻወተሉ ኣብ ክልብ ኒውዮርክ ሳንቶስ ናይ መፋነዊ ስነስርዓት እናተኻየደሉ እንከሎ ባንዴራታት ብራዚልን ኣሜሪካን ሒዙ ይርአ፡ ፔለ 21 ዓመታት ብምጽዋት ኣብ 1363 ጸወታታት 1281 ሸቶታትወ ከመዝግብ ክኢሉ
ፔለ ምስ ጳጳስ ጆን ፖል ለካልኣይ ኣብ ቫቲካን [18 መጋቢት 1978]

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ, ፔለ ምስ ጳጳስ ጆን ፖል ለካልኣይ ኣብ ቫቲካን [18 መጋቢት 1978]
ፔለ ምስ ዉሩይ ተዋሳኣይ ሲልቨስተር [ራምቦ] ፊልም 'ኢስኬፕ ቶ ቪክቶሪ' እናሰርሑ [1981]

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ፔለ ምስ ዉሩይ ተዋሳኣይ ሲልቨስተር [ራምቦ] ፊልም 'ኢስኬፕ ቶ ቪክቶሪ' እናሰርሑ [1981]
ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ቢል ክሊንቴን ኣብ 1977 ናብ ብራዚል ምብጻሕ ኣብ ዘካየደሉ ምስ ፔለ ተራኺቦም ነይሮም

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ቢል ክሊንቴን ኣብ 1977 ናብ ብራዚል ምብጻሕ ኣብ ዘካየደሉ ምስ ፔለ ተራኺቦም ነይሮም
ፔለን ማራዶናን ኣብ 2016፡ ድያጎ ማራዶና ኣብ 2020 ምስ ሞተ ፔለ "ሓደ መዓልቲ ኣብ ገነት ኣነን ንስኻን ብሓባር ኩዕሶ ንጻወት ንኸውን" ኢሉ ብትዊተር ጽሒፉ ነይሩ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ፔለን ማራዶናን ኣብ 2016፡ ድያጎ ማራዶና ኣብ 2020 ምስ ሞተ ፔለ "ሓደ መዓልቲ ኣብ ገነት ኣነን ንስኻን ብሓባር ኩዕሶ ንጻወት ንኸውን" ኢሉ ብትዊተር ጽሒፉ ነይሩ
ኣብ 2022 ናብ ቐጠር ኣብ ዝተኻየደ ዋንጫ ዓለም ሓደ ገጋፊ ብራዚል ኣብ ልዕሊ ስእሊ ፔለ ዋንጫ ኣናኣንበረ

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ, ኣብ 2022 ናብ ቐጠር ኣብ ዝተኻየደ ዋንጫ ዓለም ሓደ ገጋፊ ብራዚል ኣብ ልዕሊ ስእሊ ፔለ ዋንጫ ኣናኣንበረ