እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብራዚል፡ ብርቂ ዝኾነ ብቕዓት ፔለ ብስእሊ
ፔለ ይ ብሉጻት ብሉጽ እናተባሃለ'ዩ ዝግለጽ፡ ብሓቂ ከኣ ዘለዎ ምልከት ኩዕሶ እግሪ ንዓለም ኣርእዩ ከምእትምስክር ገይርዋ'ዩ። ፔለ ኣብታ ኩዕሶ እግሪ ኩሉ እንትንኣ ዝኾነት ብራዚል ተወሊዱ፡ ንብራዚልን ብራዚላውያን ተጻወትትን ብብዙሓት ኣቃልቦ ከምዝረኽቡ ኣብ ምግባር ዓቢ እጃም'ዩ ነይርዎ።
ካብ ብራዚላዊት ክለባ ሳንቶስ ተበጊሱ፡ ሰለስት ግዜ ዋንጫ ዓለም ዝዓተረሉን ኣብ ኒውዩርክ ኮስሞስ ዘካየዶ ጸወታታትን ኣብዚ ስእሊ ተዳህሲሱ ኣሎ።