ሕሩያት ስእሊታት ኣፍሪቃ እዚ ሰሙን፡ 24-31 ግንቦት 2018

ሕሩያት ስእሊታት ኣፍሪቃዉያን፡ ካብ ኣፍሪቃን ካልኦት ክፍለ ዓለማትን።

ማላዊ መንእሰይ ገዛኢ ታሪክ እዚ ሰሙን ሒዙ ቐንዩ'ዩ። ማማዱ ጋሳማ ካብ 4እ ደብሪ ክጸድፍ ኢሉ ዝነበረ ህጻን እንተድሕን ኣብ ምድረ ፈረንሳ "ጀግና" ዝብል ሽም ረኺቡ። ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ናብ ቤት ጽሕፈቱ ኣዲሙ ሜዳሊያ ሸሊሙዎ"ዩ።

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ, ማላዊ መንእሰይ ገዛኢ ታሪክ እዚ ሰሙን ሒዙ ቐንዩ'ዩ። ማማዱ ጋሳማ ካብ 4ይ ደርቢ ክጸድፍ ኢሉ ዝነበረ ህጻን እንተድሕን ኣብ ምድረ ፈረንሳ "ጀግና" ዝብል ሽም ረኺቡ። ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ናብ ቤት ጽሕፈቱ ኣዲሙ ሜዳሊያ ሸሊሙዎ"ዩ።
ኣብ ማሊ ኣብ ዝሓለፈ ሮቡዕ እዚ ሰሙን፡ ሓደ ኣማኒ እስልምና ኣብ ሞፕቲ ኣብ ዝርከብ መስጊድ ይጽሊ ነይሩ። ኣብዚ እዋን ዋና ጸሓፊ ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተሬስ ዑደት የካይዱ ነይሮም።

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ, ዝሓለፈ ሰሙን ረቡዕ ኣብ ማሊ፡ ሓደ ኣማኒ እስልምና ኣብ ሞፕቲ ኣብ ዝርከብ መስጊድ ይጽሊ ነይሩ። ኣብ'ቲ እዋን'ቲ ድማ ዋና ጸሓፊ ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተሬስ ዑደት የካይዱ ነይሮም።
ኣብ ካይሮ፡ ኣብቲ ዝሓለፈ ቐዳም ኣብ ሞንጎ ሪያል ማድሪድን ሊቨርፑልን ዝነበረ ግትም ፍጻመ ቻምፒየንስ ሊግ፡ ንሞ-ሳላሕ ዝከታተሉ ዝነበሩ ግብጻዉያን

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ካይሮ፡ ኣብ'ቲ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ሞንጎ ሪያል ማድሪድን ሊቨርፑልን ዝነበረ ግጥም ፍጻመ ቻምፒየንስ ሊግ፡ ንሞ-ሳላሕ ዝከታተሉ ዝነበሩ ግብጻዉያን
ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተኻየደ መበል 91 ዓለማዊ ዉድድር ፊደላት (ስፔሊንግ) ጓል 12 ዓመት ጋናዊት ሺፋ ኣማንክዋህ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተኻየደ መበል 91 ዓለማዊ ዉድድር ፊደላት (ስፔሊንግ) ጓል 12 ዓመት ጋናዊት ሺፋ ኣማንክዋህ
ኣብ 1930 ጎየይቲ ዉም ዝተብሃሉ ዓሌት ካሜሮን ዝለብሱዎ ዝነበረ "መሸፈኒ ገጽ" (ማስክ)'ዩ። ኣብ ብሪጣኒያ ብ30 ግንቦት ኣብ ዝኻየደ ጨረታ ምቕራቡ ወጺኡ ነይሩ።

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ, ኣብ 1930 ጎየይቲ ዉም ዝተብሃሉ ዓሌት ካሜሮን ዝለብሱዎ ዝነበረ "መሸፈኒ ገጽ" (ማስክ)'ዩ። እዚ 30 ግንቦት ኣብ ብሪጣኒያ ኣብ ዝኻየደ ጨረታ ምቕራቡ ወጺኡ ነይሩ።
ካርቱም፤ ሱዳን...ኣማኒ እስልምና ኣብ ቅዱስ ወርሒ ሮመዳን ድሕሪ ኢፍጣር ጸሎት እናኣብጽሐ

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ, ካርቱም፤ ሱዳን...ኣማኒ እስልምና ኣብ ቅዱስ ወርሒ ሮመዳን ድሕሪ ኢፍጣር ጸሎት እናኣብጽሐ
ናይሮቢ፡ ኬንያ መናእሰይ ብወለንተኦም መዓልቲ ምምስራት ሕብረት ኣፍሪቃ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኪበራ ዝርከብ ከባቢ እንተጽርዩ 25 ግንቦት 2018

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ, ናይሮቢ፡ መንእሰያት ኬንያ ንመዓልቲ ምምስራት ሕብረት ኣፍሪቃ ምኽንያት ብምግባር ብወለንተኦም ኣብ ኪበራ ዝርከብ ከባቢ እንተጽርዩ 25 ግንቦት 2018
ኣብ ዙምባብዌ፡ ሓንቲ ኣብ መረጻ ድምጻ ክትህብ ዝተመዝገበት መራጺት መዝገባ እናጻረየት። መረጻ ዙምባብወ ወርሒ ሓምለ ክካየድ መደብ ወጺኡሉ ኣሎ።

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ዙምባብዌ፡ ሓንቲ ኣብ መረጻ ድምጻ ክትህብ ዝተመዝገበት መራጺት መዝገባ እናጻረየት። መረጻ ዙምባብወ ወርሒ ሓምለ ክካየድ መደብ ወጺኡሉ ኣሎ።
ኣብ ማዳጋስካር፤ ኣባል ፓርላማ ተቓወምትን ደገፍቱን ፕሬዝደንት እታ ሃገር ሄሪ ራጆናሪማምፒና ክወርድ ዝጠልብ ሰልፊ እናካየዱ 26 ግንቦት 2018

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ማዳጋስካር፤ ኣባል ፓርላማ ተቓወምትን ደገፍቱን ፕሬዝደንት እታ ሃገር ሄሪ ራጆናሪማምፒና ክወርድ ዝጠልብ ሰልፊ እናካየዱ 26 ግንቦት 2018
ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ብኣማኢት ዝቁጸሩ ደቡብ ኣፍሪቃዉያን 'ወርሒ ኣፍሪቃ" ንምጽንባል ባህላዊ ክዳዉንቲ ብምኽዳን ኣብ ጎደናታት ደርባን ኣብዒሎም። 26 ግንቦት 2018 ዝተወስደ ስእሊ እዚ ሰሙን

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ብኣማኢት ዝቁጸሩ ደቡብ ኣፍሪቃዉያን 'ወርሒ ኣፍሪቃ" ንምጽንባል ባህላዊ ክዳዉንቲ ተኸዲኖም ኣብ ጎደናታት ደርባን ኣብዒሎም። 26 ግንቦት 2018 ዝተወስደ ስእሊ እዚ ሰሙን

ምንጪ ስእልታትና ኤኤፍፒ፣ ጌቲ ኢሜጂን ሮይተርስን