ሃዋሁ ቅንያት ሓዘንን ዝኽሪን ትግራይ ብስእሊ

ሎሚ ንግሆ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከብ ህዝቢ ትግራይ ንሰማእታቱ ብጸሎተ ሕልና ዘኪሩ
መግለጺ ስእሊ, ሎሚ ንግሆ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከብ ህዝቢ ትግራይ ንሰማእታቱ ብጸሎተ ሕልና ዘኪሩ
ወጋሕታ ንስድራቤት መርድእ ምስተነግረ: ህዝቢ ናብ ኣብያተ ክርስትያን ብምግስጋስ ንስድራቤት ኣጸናኒዑ
መግለጺ ስእሊ, ወጋሕታ ንስድራቤት መርድእ ምስተነግረ: ህዝቢ ናብ ኣብያተ ክርስትያን ብምግስጋስ ንስድራቤታት ኣጸናኒዑ
ደሃያ ዘይረኸቡን ዘይተረድኡን ዝነበሩ ስድራ ቤት ሎሚ ወጋሕታ ብወግዒ ተረዲኦም:: እቲ ብሄራዊ ሓዘን ክሳብ ሰኑይ ክቕፅል እዩ::
መግለጺ ስእሊ, ደሃይ ዘይረኸቡን ዘይተረድኡን ዝነበሩ ስድራ ቤት ሎሚ ወጋሕታ ብወግዒ ተረዲኦም:: እቲ ብሄራዊ ሓዘን ክሳብ ሰኑይ ክቕፅል እዩ::
ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብዝሒ ስውኣት ካብ ምንጋር ተቘጢቡ
መግለጺ ስእሊ, ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብዝሒ ናይቶም ኣብቲ ኲናት ዝተቐትሉ ካብ ምንጋር ተቘጢቡ'ሎ
ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ብሄራዊ ሓዘን ሎሚ ኣዊጁ
መግለጺ ስእሊ, ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ብሄራዊ ሓዘን ሎሚ ኣዊጁ
ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዛጊድ ንስድራቤት መርድእ ኣብ ምንጋር ከምዝደንጐየን ህዝቢ ናብ ዘይድለ ምንግልታዕ ምእታዉ ሓላፍነት ወሲዱ እዩ
መግለጺ ስእሊ, ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዛጊድ ንስድራቤት መርድእ ኣብ ምንጋር ከምዝደንጐየን ህዝቢ ናብ ዘይድለ ምንግልታዕ ምእታዉ ሓላፍነት ወሲዱ ነይሩ እዩ