እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ክሳብ ክንደይ ተወሰኽቲ ዓመታት ክትነብሩ ትኽእሉ?
ማእከላይ ገምጋም ዕምሪ (ዕድመ) ብደረጃ ዓለም እናወሰኸ'ዩ። ኣብ 2008 ዝተወለዱ ካብቶም ቅድሚ 25 ዓመታት ዝተወለዱ ሰባት ብማእከላይ ገምጋም ንተወሰኽቲ 7 ዓመታት ይነብሩ።
ቀፂሉ ኣብ ዘሎ መሕትት ዕድመ፣ ሃገርን ፆታን ጥራሕ ብምምላእ ማእከላይ ገምጋም ክትነብሩሉ እትኽእሉ ዕድመ ፍለጡ።