ክሳብ ክንደይ ተወሰኽቲ ዓመታት ክትነብሩ ትኽእሉ?

ማእከላይ ገምጋም ዕምሪ (ዕድመ) ብደረጃ ዓለም እናወሰኸ'ዩ። ኣብ 2008 ዝተወለዱ ካብቶም ቅድሚ 25 ዓመታት ዝተወለዱ ሰባት ብማእከላይ ገምጋም ንተወሰኽቲ 7 ዓመታት ይነብሩ።

ቀፂሉ ኣብ ዘሎ መሕትት ዕድመ፣ ሃገርን ፆታን ጥራሕ ብምምላእ ማእከላይ ገምጋም ክትነብሩሉ እትኽእሉ ዕድመ ፍለጡ።

ዓለማዊ ማእከላይ ገምጋም ዕምሪ ሰባት 72 ዓመት ክኸውን እንከሎ - ኣብ ደቂ ተባዕትዮ 70፡ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ድማ 75 ዓመት ማለት ኢዩ። እንተኾነ ግን እዚ ምስ ዕድመ ዝለዋወጥ ኢዩ። ንኣብነት፡ ሓደ 69 ዓመት ዝዕድሚኡ ሰብ ብገምጋም ተወሳኺ 17 ዓመት ክነብር ይኽእል ይኸውን።

ዝያዳ ዝተነበ