ዉቁባት ስእሊታት ኣፍሪቃ እዚ ሰሙን፡ እስታር ፍሽን ሳንታን

ካብ ኣፍሪቃን ኣብ ካልኦት ዓለማትን ዝተረኸቡ ስእሊታት ኣፍሪቃን ኣፍሪቃዉያንን።

ተምሃራይ ማሪን ባዮሎጂስቲ ኣብ ከፕ ታውን ደቡብ ኣፍሪቃ ናይ ስታር ፍሸ ኣብ ውሽቲ ማይ ኮይኑ ክስእል እንከሎ

ምንጪ ስእሊ, EPA

መግለጺ ስእሊ, ተምሃራይ ማሪን ባዮሎጂስቲ ኣብ ከፕ ታውን ደቡብ ኣፍሪቃ ናይ ስታር ፍሸ ኣብ ውሽቲ ማይ ኮይኑ ክስእል እንከሎ
ሰባት ኣብ ኡሁሩ ፓርከ ናይሮቢ ኬንያ፡ ኣብ መዓልቲ ልደት ክርስቶስ ካብ ዝተተኮሰ ቱቦ ጽሩይ ማይ ከሰትዩ ሪጋ ገይርም-ታሕሳስ-25-2018

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ, ሰባት ኣብ ኡሁሩ ፓርከ ናይሮቢ ኬንያ፡ ኣብ መዓልቲ ልደት ክርስቶስ ካብ ዝተተኮሰ ቱቦ ጽሩይ ማይ ከሰትዩ ሪጋ ገይርም-ታሕሳስ-25-2018
ሳንታ ክሎስ ኣብ ዕዳጋት ካይሮ ግብጺ ተዘርጊሑ

ምንጪ ስእሊ, EPA

መግለጺ ስእሊ, ሳንታ ክሎስ ኣብ ዕዳጋት ካይሮ ግብጺ ተዘርጊሑ
ሱዳናውያን ሰልፈኛታት ኣብ ጎደናት ኣንጻር መንግስቲ እናጨርሑ

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ, ሱዳናውያን ሰልፈኛታት ኣብ ጎደናት ኣንጻር መንግስቲ እናጨርሑ
ኣብ ሊብያ፡ ኣዋልድ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ናይ ኩዕሶ እግሪ ኣካዳሚ ልምምድ እናገበራ-ታሕሳስ 20-2018

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ሊብያ፡ ኣዋልድ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ናይ ኩዕሶ እግሪ ኣካዳሚ ልምምድ እናገበራ-ታሕሳስ 20-2018
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣደን ሓዲሸ ዝተወልደ ቆልዓን ካብ ምጥሓል ድሕሪ ምድሐን ብሄሊኮፕተር ኣብ ውሑስ ቦታ ክወሰዱ እንከለው

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣደን ሓዲሸ ዝተወልደ ቆልዓን ካብ ምጥሓል ድሕሪ ምድሐን ብሄሊኮፕተር ኣብ ውሑስ ቦታ ክወሰዱ እንከለው
እዚ ስእሊ ሓዲሽ ዝተወልደ ቆልዓ ምስ ኣዱኡ ከምኡውን ከባቢ 300 ስደተኛታት ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ብፕሮኣክቲቨ ኦፕን ማሕበር ከድሕንዎም እንከለው የርኢ-ታሕሳስ 21-2018

ምንጪ ስእሊ, AFP

ስእሊ ካብ፡ ኤኤፍፒን ጌቲ ኢሜጅን