ጽልዋ ክሊማዊ ለውጢ ንምርአይ ዝተዳለወ ምርኢት ቅብኣ

ቤተ መዘክር ፕራዶን ዓቃባዊ ጉጅለ ዳብሊው ዳብሊው ኤፍ ንጽልዋ ክሊማዊ ለውጢ ንምርአይ ናይ ቅብኣ ምርኢት ብምድላው ነቶም ንዓለማዊ ለውጢ ክሌማ ኣመልኪቶም ኣብ ከተማ ማድሪድ ዝጋብኡ ዘለዉ ፖለቲከኛታትን ዲፕሎማሰኛታትን ዘለዎም ደገፍ ገሊጾም።

እዚ ዓለማዊ ዘተ ክሊማዊ ለውጢ ኣብ ቺለ ክካየድ እኳ ሓሳብ እንተነበረ፡ ኣብታ ሃገር ዘሎ ዘይምርግጋእ እዚ ኣኼባ ኣብ ማድሪድ ንኽካየድ ምኽንያት ኮይኑ እዩ።

Presentational grey line

ፈሊፕ ራብዓይ ኣብ ፈረስ ተወጢሑ፡ ብድያጎ ቫላንኵዝ

ፈሊፕ ራብዓይ ኣብ ፈረስ ተወጢሑ፡ ብድያጎ ቫላንኵዝ

ምንጪ ስእሊ, Museo del Prado

. . . . መጠን ምልኣት ባሕርታን ውቕያኖስትን ቀንዲ ጠንቁ ክሊማዊ ለውጢ ኣየር ኮይኑ፡ እታ ስእሊ ብኸምዚ ክትቀርብ ክኢላ ኣለ

Presentational white space
ፕራዶን ዓቃባዊ ጉጅለ ዳብሊው ዳብሊው ኤፍን

ምንጪ ስእሊ, WWF Spain / Museo del Prado

Presentational white space

ኢል ኳታሶል ብፍራንሲስኮ ዲ ጎያ ዝተሰኣለት

Presentational white space
ኢል ኳታሶል ብፍራንሲስኮ ዲ ጎያ ዝተሰኣለት

ምንጪ ስእሊ, Museo del Prado

Presentational white space

.... ብሰንኪ ክሊማዊ ለውጢ ዝኽሰቱ ዘለዉ ብከላ ኣየር ንምንጽብራቕ፡ እታ ቅብኣ ብኸምዚ ክትቀርብ ክኢላ ኣላ።

ፕራዶን ዓቃባዊ ጉጅለ ዳብሊው ዳብሊው ኤፍን

ምንጪ ስእሊ, WWF Spain / Museo del Prado

Presentational white space

ብችዋቺም ፓቲኒር ዝተሰኣለት ቅርጻ መሬት እተርኢ ቅብኣ

Presentational white space
ብችዋቺም ፓቲኒር ዝተሰኣለት ቅርጻ መሬት እተርኢ ቅብኣ

ምንጪ ስእሊ, Museo del Prado

Presentational white space

. . . . ብሰንኪ ክሊማዊ ለውጢ ዝተኸሰተ ደርቂ ንምርኣይ ከኣ ብኸምዚ ክትቐርብ ክኢላ።

Presentational white space
ብሰንኪ ክሊማዊ ለውጢ ዝተኸሰተ ደርቂ ንምርኣይ ከኣ ብኸምዚ ክትቐርብ ክኢላ

ምንጪ ስእሊ, WWF Spain / Museo del Prado

Presentational white space

ኣብ ገምገም ባሕሪ ኮእኖም ዝጻወቱ ቆልዑ እተርኢ ብ ጃኵን ሶሮላ ዝተስኣለት ቅብኣ።

Presentational white space
ኣብ ገምገም ባሕሪ ኮእኖም ዝጻወቱ ቆልዑ እተርኢ ብ ጃኵን ሶሮላ ዝተስኣለት ቅብኣ

ምንጪ ስእሊ, Museo del Prado

Presentational white space

. . . ምጽናት ዓሌታት ተጸጥሮ ንምርኣይ ከኣ ብኸምዚ ተዳልያ ቐሪባ

Presentational white space
ምጽናት ዓሌታት ተጸጥሮ ንምርኣይ ከኣ ብኸምዚ ተዳልያ ቐሪባ

ምንጪ ስእሊ, WWF Spain / Museo del Prado

Presentational white space