እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ስእላዊ መግለጺ ኣቀባብላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኤርትራ
እዚ ኣሳእል ካብ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተርን ኢትዮጵያ ኣቶ ፍጹም ኣረጋን ካብ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ተዊተሮም ካብ ዘስፈርዎ ዝተወሰደ'ዩ።