ኣብ እዋን ውሕጅ ክውሰዱ ዝግበኦም ጥንቃቐታት

ናብ በሪኽ ቦታ ደይቡ፤ ወይ ከኣ ተጠንቂቕኩም ናብ ናሕሲ ደይቡ።

ኣብዚ ዓመት እዚ ጥራሕ ኣብ ኢትዮጵያ 14 ሰባት ብሓደጋ ውሕጅ ሞይቶም'ዮም።

ሃንደበታዊ ሓደጋ ምዕልቕላቕን ውሕጅን እንተጋጥም እንታይ ክንገብር ይግበኣና?

ሻታት ሑፃ መሊእ ኣብ ኣፍደገ ምድርዳር

ክሻታት ሑፃ መሊእኻ ኣብ ኣፍደገ ምድርዳር

በርን መሳኹትን ምዕፃው ኣይትረስዑ።

ኩነታት ሕድሕድ ኣባል ቤተሰብኩም ኣጣልሉ።

ኩነታት ሕድሕድ ኣባል ቤተሰብኩም ኣጣልሉ

ሕድሕድ ኣባላት ስድራኻ ኣበይ ከምዘለዉ ምፍላጥ ዝሓሸ ትንቃቐ ክትገብር ሓጋዚ እዩ። እንስሳት ምፍታሕ ኣድላዪ እዩ።

ዝኾኑ ዓይነት ብኤሌክትሪክ ዝሰርሑ ናውቲ እለዩ። መትረባት ማይ እውን ዕፀዉ።

ብኤሌክትሪክ ዝሰርሑ ናውቲ እለዩ

ኣብ ደገ እንተደኣኾይንኩም ዝወደቐ ናይ ኤለክትሪክ ዕንፀይቲ ከይህሉ ተጠንቀቑ።

ረሳሕ ፈሳሲ ከይወፅእ፤ ሽቓቕኩም ብኣግባቡ ዕፀውዎ።

ረሳሕ ፈሳሲ ከይወፅእ፤ ሽቓቕኩም ብኣግባቡ ዕፀውዎ

መዳበርያ ከምኡ ድማ ፀረ ባልዕ ዝኣመሰሉ መርዛም ባህሪ ዘለዎም ነገራት ካብቲ ዕልቅልቕ ኣርሒቅኩም ስቐልዎ።

ናብ በሪኽ ቦታ ደይቡ፤ ወይ ከኣ ተጠንቂቕኩም ናብ ናሕሲ ደይቡ።

ናብ በሪኽ ቦታ ደይቡ፤ ወይ ከኣ ተጠንቂቕኩም ናብ ናሕሲ ደይቡ።

ኣብ ውሕጅ ምኻድ ግቡእ ኣይኮነን። ምኽንያቱ፤ ዋላ 15 ሴንቲ ሜትር ጥራሕ ዕምቆት ዘለዎ ውሕጅ ሰብ ክወስድ ይኽእል እዩ።