ምዕባለታት 100 መዓልትታት ኲናት ዩክረይን

መግለጺ ቪድዮ, ምዕባለታት 100 መዓልትታት ኲናት ዩክረይን

ሓይልታት ሩስያ ብ 24 ለካቲት ዶብ ዩክረይን ብምስጋር ህይወት ኣሽሓት ዘኽፈለን ብሚልዮናት ንዝቑጸሩ ሰባት ካብ መንበሪኦም ክመዛበሉ ዘገደደን ኲናት ወሊዖም። ኣብዚ ዝሓለፈ 100 መዓልታት ዝነበረ ምዕባለታት እንታይ ይመስል ንድሕሪት ምልስ ኢልና ዳህሲስናዮ ኣሎና።