ይህ ዝቅተኛ ዳታን በመጠቀም ጽሑፍ ብቻ የሚቀርብበት የቢቢሲ አማርኛ ድረ ገጽ ነው
ብጌጋ 1 ሚልዮን ዶላር ልቃሕ እንተዝዋሃቦም እንታይ ምገበሩ?
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝመደበሩ ዩኒቨርስቲ ሲስሊ ንተመሃራይ ብጌጋ ናይ 1 ሚልዮን ዶላር ልቃሕ ክህብ ከምዝኸኣለ ንምፅራይ ኣብ ምርመራ ከምዝርከብ ተሓቢሩ።
የደቡብ አፍሪካው ዋልተር ሲሲሉ ዩኒቨርሲቲ እንዴት በስህተት ለአንድ ተማሪ አንድ ሚሊዮን ዶላር ሊያበደር እንደቻለ ለማረጋገጥ ምርመራ ላይ መሆኑን ታወቀ።
ጌጋ ከምዝተፈፀመ ዝተፈልጠ ቅዳሕ ሒሳብ ደፍተር ናይ ሓንቲ ተመሃሪት እቲ ዩኒቨርሲቲ በመርብብ ሓበሬታ ኢንተርኔት ምስተቃልሐ'ዩ።
ወሃቢ ቃል ዩኒቨርሲቲ ሲስሊ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ካብቲ ዝተለቀሐቶ ቅርሺ ገሊኡ ኣብ ዕድጊት ናይ ሕንቁቃት ክዳውንቲ ከምዘውዓለቶ ተገሊፁ ብምሕባር በዚ ድማ ተወቃሲት እያ ኢሎም።