ሆላንድ 3
-
1 ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ
(ፍጹም ቅላዕ)
NaN
-
NaN
(ኣህጉራዊ ስታድዮም ከሊፋ )
ዋንጫ ዓለም 2022 ካብ ሰንበት 20 ሕዳር ክሳዕ 18 ታሕሳስ 2022 ኣብ ቐጠር ክካየድ እዩ።
ኣብቲ ብዓለምለኻዊ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ- ፊፋ- ዝውደብ ግጥም 32 ሃገራውያን ጋንታታት ክሳተፋ እየን።
እቲ ግጥም ኣብ ሓሙሽተ ከተማታት ኣብ ዝርከቡ ሸሞንተ ሜዳታት ኩዕሶ እግሪ ክካየድ እዩ።
ንውጽኢት ግጥማት ዋንጫ ዓለም 2022 ቀጠር ብቐጥታ ኣብዚ ገጽ ቢቢሲ ትግርኛ ክትከታተሉ ንዕድም።