ቢቢሲ ትግርኛ ብዩቱዩብ መጺኡ ኣሎ

መግለጺ ቪድዮ, ቢቢሲ ትግርኛ ብዩቱዩብ መጺኡ ኣሎ
ቢቢሲ ትግርኛ ብዩቱዩብ መጺኡ ኣሎ

እዚ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ'ውን ካብ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ፡ ከምኡ'ውን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ምሉእ ዓለምን ዝመጹ ዜናታት፣ እዋናዊ ጉዳያት - ብመልክዕ ዜናን ሰፊሕን ዓሚቝን ርእየት ብዝፈጥር ትንታነን - ኣብ ርእሲኡ ኣዘናጋዕቲ፡ ኣነቓቓሕቲ፡ መሃርትን ዛንታታት እተስተማቕሩሉ ቻነልና እዩ።

ነዚ መላግቦ https://www.youtube.com/@BBCNewsTigrinya ብምጥዋቕ ክትረኽቡና ትኽእሉ። ነዚ መላግቦ ብምጥዋቕ ድማ ሳብስክራይብ ብምግባር ኣባል ቢቢሲ ትግርኛ ቻነል ዩቱብ ክትኰኑ ብኽብሪ ንጽውዕ።