እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ምሉእ ዓለም ዘሎ ጽምብል በዓል ልደት እንታይ ይመስል?
ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰባት፡ ኣብ መላእ ዓለም ልደተ-ክርስቶም የብዕሉ ኣለው። ሎሚ ዓመት ግን፡ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ውሑዳት ሰባት ዝተሳተፍዎ ጽንብል እዩ ተኻይዱ። ኣብ ምዕራባዊ ቤተ-ክርስትንያን ልደተ-ክርስቶስ ኣብ ታሕሳስ 25 ክበዓል እንከሎ፡ ኣብ ምስራቓዊት ቤተ-ክርስትያን ግን 7 ጥሪ ክበዓል እዩ።
መሰል ዋንነት ስእሊ ዝተሓለወ እዩ