እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣከባብራ በዓል መስቀል ኣብ ዓዲግራት
ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ምስንዳእ ኣብ ዝኽበር በዓል መስቀል 2012 ዓ/ም፡ ስፖርታዊ ውድድራት፣ ንግዳዊ ምርኢት፣ ጉያ፣ ባህላዊ ምርኢት፣ ዓኩኽ ዓኾኻይ፣ ምድላው ሙዚቃ፣ ዳሜራን ካልኦት ንቲ ድሮ በዓል ዘድምቑ ምስንዳእን ቀሪቦምን።