ኣከባብራ በዓል መስቀል ኣብ ዓዲግራት

ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ምስንዳእ ኣብ ዝኽበር በዓል መስቀል 2012 ዓ/ም፡ ስፖርታዊ ውድድራት፣ ንግዳዊ ምርኢት፣ ጉያ፣ ባህላዊ ምርኢት፣ ዓኩኽ ዓኾኻይ፣ ምድላው ሙዚቃ፣ ዳሜራን ካልኦት ንቲ ድሮ በዓል ዘድምቑ ምስንዳእን ቀሪቦምን።

ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ሽግ ዘብርሁ መናእሰይ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ሽግ ዘብርሁ መናእሰይ
90 ዓመት ዘቑፀረ ኣገልግል
መግለጺ ስእሊ, ነባሪት ኣፅቢ ወ/ሮ ፍረወይኒ ካሕሳይ ካብ ወላዲኣ ዝተረከበተ 90 ዓመት ዘቑፀረ ኣገልግል
ኣብ ድሮ በዓል መስቀል ዝነድድ ዳሜራ፡ ኣዲስ ኣበባ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ድሮ በዓል መስቀል ዝነድድ ዳሜራ፤ ኣዲስ ኣበባ
ምርኢት
መግለጺ ስእሊ, ምርኢት ባህሊ
ባህላዊ መሳርሑ ሙዚቃ፡ ጥሩንባ። ዓዲግራት መስከረም 16 2012
መግለጺ ስእሊ, ባህላዊ መሳርሑ ሙዚቃ፡ ጥሩንባ በዓላት ንምድማቕ ይጠቅም
ዕስዒት ብሄረሰብ ኩናማ
መግለጺ ስእሊ, ባህላዊ ሳዕስዒትን ብሄረሰብ ኩናማ
ሜስ ዓጋመ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ በዓል መስቀል ዝቐርብ ሜስ ዓጋመ
ባህላዊ ስዕስዒት ራዮቶት
መግለጺ ስእሊ, ባህላዊ ስዕስዒት ራዮቶት
ስፈታት ትግራይ
መግለጺ ስእሊ, ንምርኢት ዝቐረቡ ገለ ካብ መንጎ ስፈታት ትግራይ
ባህሊ ኢሮብ
መግለጺ ስእሊ, ባህሊ ኢሮብ (ሳሆ)
ለቖታ፣ አገልግል፣ ሚሐን ሰፍእን
መግለጺ ስእሊ, ባህላዊ ኣቑሑት ገዛ ኣብ ሃገረሰብ ፡ ለቖታ፣ አገልግል፣ ሚሐን ሰፍእን
ኣብ ባህርዳር በገና ዝሓዘት ቆልዓ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ባህርዳር በገና ዝሓዘት ቆልዓ
ናውቲ ማሕረስ ተጋሩ
መግለጺ ስእሊ, ናውቲ ማሕረስ ትግራይ