እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣሓት ህዝብታት ኣብ ምብዓል ቅዱስ ዮዉሃንስ ብስእሊ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ሎሚ ኣንጊሆም ኣብ ግንባር ቡሬ ብምርኻብ ንመስመር ቡሬ ማንዳ ብወግዒ ድሕሪ ምኽፋት ናብቲ በዓል ቅዱስ ዮዉሃንስ ብሓባር ዝኽበረሉ ዘሎ ዛላምበሳ ተጸምቢሮም።