ኣሓት ህዝብታት ኣብ ምብዓል ቅዱስ ዮዉሃንስ ብስእሊ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ሎሚ ኣንጊሆም ኣብ ግንባር ቡሬ ብምርኻብ ንመስመር ቡሬ ማንዳ ብወግዒ ድሕሪ ምኽፋት ናብቲ በዓል ቅዱስ ዮዉሃንስ ብሓባር ዝኽበረሉ ዘሎ ዛላምበሳ ተጸምቢሮም።

ክልተ ኣንስቲ
መግለጺ ስእሊ, ተፈላልዩ ዝጸንሐ ህዝቢ ብምርኻቡ ሓጎሱ ይገልጽ
ኣዴታት
መግለጺ ስእሊ, ዳግም እንክራኸባ ሓጎሰን ብንብዓት ዝገልጻ ኣዴታት
ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ

ምንጪ ስእሊ, FITSUM AREGA/TWITTER

መግለጺ ስእሊ, ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቡሬ
ህዝቢ ኣጋይሹ ንምቕባል ኣብ ምጽባይ
መግለጺ ስእሊ, ህዝቢ ኣጋይሹ ንምቕባል ኣብ ምጽባይ
ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ሓለፎም ረዳእ ሽሻይ መረሳ
መግለጺ ስእሊ, ምክትል ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ምስ ሓለፊ ርክብ ህዝብን መንግስትን ኣቶ ሓለፎም ረዳእን ኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣቶ ሽሻይ መረሳ
ሰራዊት ኤርትራ
መግለጺ ስእሊ, ነቲ በዓል ንምኽባር ኣብ ዛላምበሳ ዝተረኽቡ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ
ኣዉቶብሳት ካብ ኤርትራ
መግለጺ ስእሊ, ኤርትራዉያን ሒዘን ካብ ዝሰገራ ኣዉቶብሳት
ኣንስቲ ኣብ ምጽባይ
መግለጺ ስእሊ, ካብ ኤርትራ ንዝመጹ ኣጋይሽ ዝጽበያ ኣንስቲ
ሰራዊት ኤርትራ
መግለጺ ስእሊ, ነቲ በዓል ንምኽባር ኣብ ዛላምበሳ ዝተረኽቡ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ
ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤለ፡ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣቶ ደመቀ መኮነን

ምንጪ ስእሊ, Tigray TV

መግለጺ ስእሊ, ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤለ፡ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣቶ ደመቀ መኮነን
በግማል ዝሰገሩ ኤርትራዉያን

ምንጪ ስእሊ, Tigray TV

መግለጺ ስእሊ, በግማል ዝሰገሩ ኤርትራዉያን
ኣንስቲ ኣብ ምጽባይ
መግለጺ ስእሊ, ካብ ኤርትራ ንዝመጹ ኣጋይሽ ዝጽበያ ነበርቲ ዛላምበሳ