እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዋንጫ ዓለም 2018፡ 11 ወትሩ ብሉፃት ኣፍሪቃውያን ኣብ ዋንጫ ዓለም
ሩስያ ኣብ እተሰናድኦ ዋንጫ ዓለም 2018 ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪካ ክሳተፋ እየን።
ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ፍሉይ ብቕዓት ዝነበሮም ኣፍሪቃውያን ተፃወትቲ ከምዝተርኣዩ ይዝከር።
ነቲ ናይ ምድማር (+) ምልክት ጠዊቕኩም፡ ካብቲ ዝተዳለወ ዝርዝር ወትሩ ብሉፅ እትብልዎ ተፃዋቲ ሕረዩ።
ሕርያኹም ናብ መሓዙትኩም ኣባፅሑ፤ ብዛዕባ እቶም ዝሓረኹምዎም ተፃወትቲ ድማ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ዝርከቡሉ ደረጃ ፍለጡ።