እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ዋንጫ ዓለም 2018 ሃገራውያን ጋንታታት ዝኽደነኦም ሕብሪ ማልያታት
32 ሃገራውያን ጋንታታት ኣብ ዋንጫ ዓለም 2018 ዝኽደንኦም ማልያታት ተፈሊጡ'ሎ።
እዚ ማልያታት ብኣውርኡ ኣብ ሜድአን ኣብ ዘካይድኦም ፀዋታታት ተፃወትተን ይኽደንዎ።
ጉጅለ ሀ
ሩስያ
ሳውዲ ኣረቢያ
ግብፂ
ኡራጓይ
ጉጅለ ለ
ፖርቹጋል
ስፐይን
ሞሮኮ
ኢራን
ጉጅለ ሐ
ፈረናሳ (ፈረንሳይ)
ኣወስትራልያ
ፔሩ
ዴንማርክ
ጉጅለ መ
ኣርጀንቲና
ኣይስላንድ
ክሮሽያ
ናይጀርያ
ጉጅለ ሰ
ብራዚል
ስዊዘርላንድ
ኮስታ ሪካ
ሰርቢያ
ጉጅለ ረ
ጀርመን
ሜክሲኮ
ስዊድን (ሸወደን)
ደቡብ ኮርያ
ጉጅለ ሸ
ቤልጄም
ፓናማ
ቱኒዝያ
እንግሊዝ
ጉጅለ ቀ
ፖላንድ
ሴኔጋል
ኮሎምቢያ
ጃፓን
ስእሊ፡ ብሳይመን ሆፍማን (ንፊፋ)