ዝኽሪ ዊኒ ማዲኪዜላ ማንዴላ

ንደቡብ ኣፍሪካዊት ተቓላሲት ኣንፃር ኣፓርታይድ ዊኒ ማንዴላ ኣብ ዝተዳለወ ዝኽሪ ብኣሽሓት ዝግመቱ ሰባት ተኣኻኺቦም። ዊኒ ማንዴላ ንቀዳማይ ፀሊም ደቡብ ኣፍሪካዊ ፕረዚደንት ኔልሰን ማንዴላ በዓልቲ ቤቶም ነይረን።

መሰል ቅዳሕ ኩሎም ስእልታት ዝተሓለወ'ዩ