Unit 1: How do I...
Select a unit
- 1How do I...
- 2Unit 2
- 3Unit 3
- 4Unit 4
- 5Unit 5
- 6Unit 6
- 7Unit 7
- 8Unit 8
- 9Unit 9
- 10Unit 10
- 11Unit 11
- 12Unit 12
- 13Unit 13
- 14Unit 14
- 15Unit 15
- 16Unit 16
- 17Unit 17
- 18Unit 18
- 19Unit 19
- 20Unit 20
- 21Unit 21
- 22Unit 22
- 23Unit 23
- 24Unit 24
- 25Unit 25
- 26Unit 26
- 27Unit 27
- 28Unit 28
- 29Unit 29
- 30Unit 30
- 31Unit 31
- 32Unit 32
- 33Unit 33
- 34Unit 34
- 35Unit 35
- 36Unit 36
- 37Unit 37
- 38Unit 38
- 39Unit 39
- 40Unit 40
Session 13
Listen to find out how to talk about how you feel.
ከመይ ጌይርና ብዛዕባ ዝስመዓና ስሚዒታት ከምእንዛረብ ጽን ኢልኩም ስምዑ።
Activity 1
How do I talk about how I feel?
ወላእኳ '-ed' ኣብ መወዳእታ ናይ ብዙሐት ቃላት ንጠቐመሉ እምበር፡ ዝተፈላለየ መንገዲታት ኣደማምጻ ኣለዎ።
ናይ እዞም ዝስዕቡ ቃላላት ናይ መወዳእታ ኣደማምጻ እንታይ ኢዩ።
relaxed
bored
excited
ጽን ኢልኩም ብምስማዕ፡ መልስታትኩም ገምግሙ። ካብኡ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ምስ ዘሎ ጽሑፍ ኣወዳድርዎ።

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም፣ እንቋዕ ናብ መደብ How do I… ብድሓን መጻእኩም። ኣነ ተኽልማርያም በኪት ኢየ፡ ምሳና’ውን ቶም ኣሎ።
Tom
Hello, everybody. Welcome to today’s episode!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣብዚ ክፋል እዚ፡ ብዛዕባ ዝስመዓና ስሚዒታት ከመይ ጌይርና ከምእንዛረብ ክንምሃር ኢና። ክብድ ዝበለ እንተመሰሉ ኣይትሻቀሉ ጽኒሕ ኢልና ክንሕግዘኩም ኢና። ሕጂ ነዞም ሰለስተ ተዛረብቲ ጽን ኢልኩም ስምዑ። እንታይ ዓይነት ስምዒታት ይገልጹ ኣለዉ?
I’m relaxed because I have the day off.
I’m bored because I don’t have anything to do.
I’m excited because it’s the weekend.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ተረዲእኩም’ዶ? እቲ ቀዳማይ ተዛራቢ ‘relaxed’ ተዛንየ ኢሉ። እቲ ካልኣይ ተዛራቢ ‘bored’ ሰልኪዮኒ ኣሎ ኢሉ። እቲ ሳልሳይ ተዛራቢ ድማ ‘excited’ ተሓጊሰ ኣሎኹ ኢሉ።
Tom
But they also provide reasons about why they feel this way.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
So, Tom፡ ስምዒታትና ከመይ ከምእንገልጽ ክትመሃሩ ድሉዋት ዲኹም?
Tom
Yes, I am. Let’s do that!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
መጀመርታ እቶም ተዛረብቲ ብ ‘I’m’ ይጅምሩ። ቀጺሎም ንስምዒቶም ዝገልጹሉ ቃላት ይጥቀሙ። ቶም ነቲ ኣደማምጻ ክትደግሞ ትኽእል’ዶ?
Tom
Of course! All the words used by the speakers to describe feelings end in the letters ‘-ed’, but these have different sounds!
Listen to the first speaker.
I’m relaxed because I have the day off.
‘Relaxed’ ends in a /t/ sound.
relaxed
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕጂ ነዚ ካልኣይ ተዛራቢ ጽን ኢልኩም ስምዑዎ። እታ ናይ መወዳእታ ድምጺ ናይ ካልኣይቲ ቃል እንታይ ነይራ።
I’m bored.
Tom
Did you get it? ‘Bored’ ends with a /d/ sound.
bored
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ነዚ ናይ መወዳእታ ተዛራባይ ስምዕዎ። ናይ መወዳእታ ድምጺ ናይታ ስሚዒት እንታይ እዩ።
I’m excited.
Tom
That one was a strong sound! ‘Excited’ ends with an /Id/ sound.
excited
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣዝዩ ጽቡቕ ኣደማምጻ! ኩሎም ተዛረብቲ ስሚዒቶም ገሊጾም። ስሚዒታት ድማ ብኩነታት ይዉሰኑ። ነቲ ኩነታት ንምግላጽ ድማ ‘because’ ይጥቀሙ። ጽን ኢልና ንስማዕ።
I’m relaxed because I have the day off.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
እቲ ቀዳማይ ‘the day off’ ስለዘሎዎ ‘relaxed’ ኣሎ። ሓደ ነገር ክንገልጽ ምስንደሊ ብፍላይ ንስምዒት ዝምልከት ኣብ መወዳእታ ‘-ing’ ክንዉስኽ ንኽእል።
Tom
That’s right! A day off makes us feel ‘relaxed’. So, a day off is ‘relaxing’.
Say it again with me:
relaxing
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Excellent! ንፉዓት፡ ሕጂ ግዜ ፈተና እዩ! እዚ ተዛራባይ ስምዒቱ ንምግላጽ እንታይ ዓይነት ቅጽል ይጥቀም ኣሎ።
I’m bored because it’s Monday.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
‘Ing’ ብምዉሳኽ ስምዒትና ክንገልጽ ምስ እንደሊ ከመይ ጌይርና ንሰኑይ ንገልጻ። ነዛ ምልእቲ ሓሳብ ምሳይ ወድኡዋ።
Mondays are ________.
Tom
‘Boring’. Did you get it? Say it again with me:
Mondays are boring.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Good job! ሕጂ ካልእ ሕቶ ንፈትን፡ እዚ ተዛራባይ እንታይ ይስምዖ ኣሎ?
I’m excited because it’s the weekend.
Tom
So, the weekend makes him feel ‘excited’. How can we describe the weekend using ‘–ing’?
That’s right! Exciting! Say it with me:
The weekend is exciting.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Nice work! ኣይትረስዑ፡ ሓደ ነገር ስምዒትና ዘለዓዕል እንተኾይኑ ‘-ing’ ንጥቀም። ከምዚ ክብል ይኽእል እየ፡ እንግሊዝኛ ምምሃር ‘exciting’ እዩ።
Tom
That’s right! Learning is ‘exciting’, which means that I’m ‘excited’!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ቅድሚ ምውዳእና ካብ ቶም ኣደማምጻ ቃላት ንመሃር።
Tom
Relaxed, bored and excited.
and
Relaxing, boring, exciting.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
‘Excited’ ኮትኮኑ ተሰፋና እዩ። ኣብ ዝመጽእ ‘exciting’ መደብ የራኽበና። See you then!
Tom
See you then, everybody! Bye!
Learn more!
1. ስሚዒታትና ንምግላጽ እንታይ ዓይነት ቃላት ንጥቀም።
We use the verb ‘be’ to talk about feelings። ቕድሚ ስምዒትና ምግላጽና ‘I feel’ ክንጥቀም ንኽእል።
2. ኩሉ ንስሚዒትና ንምግላጽ እንጥቀመለን ቃላት ብ '-ed' ይውድእ።
ኣይፋልን፡ እንተኾነ ግን ከምኡ ልምዲ ኣሎ።
ነዞም ክልተ ቃላት ምስ ዝገልጻ ቃለት ወይ ቅጽል ‘adjectives’ ንጥቀመሎም
-ed ንዝስምዓና ስምዒት ንምግላጽ ንጥቀመሉ።
-ing ስሚዒትና ዘለዓዕለና (ጠንቂ) ንምግላጽ ንጥቀመሉ።
I am excited about learning a new language.
Learning a new language is exciting.
ከመይ ጌይርና ዝስመዓና ስሚዒታት ክንዛረብ ንኽእል።
4 Questions
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጽ።
ሓገዝ
Activity
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጽ።
ኣመት
ስምዒትና ከንገልጽ ንደሊዶ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ስምዒት?Question 1 of 4
ሓገዝ
Activity
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጽ።
ኣመት
ስምዒትና ክንገልጽ’ዶ ንደሊ ወይስ ነቲ ስምዒት ዝህበና ነገር።Question 2 of 4
ሓገዝ
Activity
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጽ።
ኣመት
እታ ቀዳመይቲ ቃል ሐደ ነገር ስምዒት ዝህበና ትገልጽ።Question 3 of 4
ሓገዝ
Activity
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጽ።
ኣመት
እታ ቀዳመይቲ ቃል ንዝመዓና ስምዒት ትገልጽQuestion 4 of 4
Excellent!Great job!ሕማቕ ዕድል!ዘመዝገብኩምዎ ነጥቢ ...:
Tell us how you’re feeling (and why) on our Facebook page!
እንታይ ከምዝስመዓኩም ኣብ ፈይስቡክና ኣካፍሉና
Join us for our next episode of How do I…, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝቕጽል መደብ How do I…, ኣገደስቲ ናይ ኢንግሊዝኛ ዝርርብ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና’ሞ ብሰላም የራኽበና።
Session Vocabulary
relaxed
ዝተዛነየrelaxing
ዘዛኒbored
ስልቹውboring
ዘሰልቹexcited
ታሕጓስexciting
ዘሕጉስweekend
ቀዳመ-ሰንበትday off
መዓልቲ ዕረፍቲ(to have) nothing to do
ስራሕ ኣልቦ