እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
በይሩት፡ ቅድምን ድሕርን ነትጒ
ኣብ ከተማ በይሩት፡ በቲ ዝተፈንጀረ ነትጒ ኣስታት 137 ክሞቱ እንከለው፡ ካልኦት ኣስታት 5,000 ሰባት ቆሲሎም ኣለው። ብዓሰርተታት ዝቁጸሩ ሰባት'ውን ሃለዋቶም ኣይተፈልጠን። ስእሊ ናይ ሳታላይት ከምዘርእዮ ከተማ በይሩት ዳርጋ ዓኒያ ክባሃል ይከኣል።
ዝዓነወት መርከብ
ዝዓነወ መኽዘን እኽሊ
ወደብ በይሩት ስለዝዓነወ ናብ ትሪፖሊ ዝተባህለት ከተማ ክግዕዝ እዩ።
ኣብ ማእከል ከተማ በይሩት ዝዓነወ ደዃኩን
ዝዓነወት መስግድ መሐመድ ኣል-ኣሚን
ዝዓነወት ቤተ-ክርስትያን ቅዱስ ገርጊስ