ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዓፀወ ኤምባሲ ኤርትራ ዝነበረ ንብረት መሊሳ

ቅድሚ 20 ዓመት ዝተዓፀወ ዓራት
መግለጺ ስእሊ, ቅድሚ 20 ዓመት ዝተዓፀወ ዓራት
ዝኣረጋን ን20 ዓመታት ካብ ኣገልግሎት ወፃኢ ዝፀንሓ መኻይን ኤምባሲ ኤርትራ
መግለጺ ስእሊ, ዝኣረጋን ን20 ዓመታት ካብ ኣገልግሎት ወፃኢ ዝፀንሓ መኻይን ኤምባሲ ኤርትራ
ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ የገልግሉ ዝነበሩ ሶፋታት፣ መግቢ ዝቐርበሉ ሰደቓ (ጣውላ መኣዲ)ን ካልኦት ኣቑሑትን
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ የገልግሉ ዝነበሩ ሶፋታት፣ መግቢ ዝቐርበሉ ሰደቓ (ጣውላ መኣዲ)ን ካልኦት ኣቑሑትን
ኣብቲ ኤምባሲ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ገዛ ኣቑሑ
መግለጺ ስእሊ, ኣብቲ ኤምባሲ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ገዛ ኣቑሑን ስእልታት ስድራ ኣባላት እቲ ኤምባስን

ኣብ ምኽፋት ኤምባሲ ካብ ዝተወሰዱ ስእልታት

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ ዝነበረ ንብረት እናተረከበ
መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ ዝነበረ ንብረት እናተረከበ
ኣብ ምኽፋት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዯጵያ ዝነበረ ስእልታት ክልቲኦም መራሕቲ ክልትኤን ሃገራት