ድሙቕ ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብስእሊ

ሪፖርተራት ቢቢሲ ካብ ዝወሰዱዎም ስእልታት እነሆ።

14 ሓምለ 2018
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተረኸቡ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ
ኣደታት ኤርትራን ኢትዮጵያን 14 ሓምለ 2018
መግለጺ ስእሊ, ኣደታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣጋይሽ ኤርትራ ንምቅባል
ኣብ ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተረኸበት ኣደ 14 ሓምለ 2018
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተረኸበት ኣደ
ኣብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተረኸበት ንእስቲ 14 ሓምለ 2018
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተረኸበት ንእስቲ ማክዳ ወርቁ
14 ሓምለ 2018
መግለጺ ስእሊ, ንኣቀባብላ መራሒ ሃገረ ኤርትራ ገጻ ትልከይ ዝነበረት መንእሰይ
ጋለብቲ ፈረስ ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ተረኺቦም

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መናእሰይ ኣብ ኣቀባብላ መራሒ ኤርትራ 14 ሓምለ 2018
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ካናቴራ ዝተስኣለ ምስሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድን
ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ (ጸጋም) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ (የማን) 14 ሓምለ 2018

ምንጪ ስእሊ, FITUSM AREGA/TWITTER

መግለጺ ስእሊ, ልኡኽ ኤርትራ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ፡ ሃገራዊ መዝሙር እናተዘመረ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምቕባል ምድላዉ ዝገበራ ባህላዊ ሳዕሳዕቲ

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምቕባል ምድላዉ ዝገበራ ባህላዊ ሳዕሳዕቲ
ባንዴራ ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን 14 ሓምለ 2018
መግለጺ ስእሊ, ባንዴራ ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ቦሌ መዕርፎ ነፈርቲ
14 ሓምለ 2018
መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምቕባል ናብ ኣደባባያት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወጽአ ነባሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ መራህቲ ክልላት ኢትዮጵያ እናተላለየ 14 ሓምለ 2018

ምንጪ ስእሊ, FITUSM AREGA/TWITTER

መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ድሕሪ 20 ኣመት መሬት ኢትዮጵያ እንትረግጽ ንፈለማ እዋን'ዩ
ስእሊ መራሕቲ ክልቲኤን ሃገራት ዝሓዛ ደቂ ኣንስትዮ 14 ሓምለ 2018
መግለጺ ስእሊ, ነቲ ፕረዚደንት ብዝተፈላለዩ ኣልባሳትን መመለኽዒታትን ዝማዕረጉ ነበርቲ ተቐቢለሞ
ንልኡክ ኤርትራ ዝቅበሉ መናእሰይ 14 ሓምለ 2018
መግለጺ ስእሊ, ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዘካይዶ ዘሎ ዑደት ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኤምባሲ ዳግም ክኽፈት ትጽቢት ይግበር
14 ሓምለ 2018
መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እንኳዕ ደሓን መጻእኻ ንምባል ኣብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት፡ ብርክት ዝበሉ መናእሰይ ተረኺቦም
ገጸን ቅርጺ ባንዴራታት ብቀለም ዘመላኽዓ ደቂ ኣንሰትዮ 14 ሓምለ 2018
መግለጺ ስእሊ, ኢትዮጵያን ኤርትራን ጀሚረንኦ ዘለዋ ሓድሽ ምዕራፍ ሰላም ንብዙሓት ተስፋ ሂቡ'ሎ