ኣብ ዋንጫ ዓለም 2018 ኣየነይቲ ሃገር ክትዕወት'ያ? ግምትኩም ብምሃብ ተዘናግዑ

ሩስያ ኣብ እተሰናደኦ ዋንጫ ዓለም 2018 ክትዕወት እትኽእል ሃገር ብትኽክል'ዶ ትግምቱ? ከካብ ምድብ ቀዲምን ምሕላፈን ዘረጋግፃ ሃገራዊ ጋንታታት ኣየኖት እየን? ኣብዚ ዝተዳለወ ናይ ቢቢሲ ሓድሽ መዘናግዒ ግምት ምሃብ ትኽእሉ።