ትራምፕ ካብ ኣኼባ ሰሜን ኮርያ ኣንሳሒቡ

ምንጪ ስእሊ, Alex Wong
ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኣን ዝነበሮ መደብ ሰሪዙ።
እዚ ዉሳነ "ዓብዪ ቁጠዐን ጽልኣትን" ዝተንፀባረቐሉ'ዩ ዝተብሃለ ኣብ ቀረባ ሰሜን ኮርያ ዝሃበቶ መግለጺ ስዒቡ ዝመጽአ'ዩ።
12 ሰነ ኣብ ሲንጋፖር ክካየድ ዝተሓሰበ ኣኼባ ድማ "ግቡእ" ኣይኮነን ኢሉዎ።
ዶናልድ ትራምፕ ንኪም ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳበ "ሓደ መዓልተ" ክረኽቦ ልዑል ድልየት ከምዝነበሮ ገሊጹ።
![ኣብቲ መበል 48 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ንወኪል ኤርትራ ዝመርሐ ሽዑ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝነበረ ማሕሙድ ኣሕመድ ሸሪፎ [ጸ]፡ ኣብ ጐድኑ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወት፡ ብድሕሪኡ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ ኣቶ ኣሚን ሓሰንን ካልኦትን ይረኣዩ።](https://ichef.bbci.co.uk/ace/ws/400/cpsprodpb/1ffe/live/bf49b970-b354-11f0-ad84-99ce12c6004d.jpg.webp)







