ጥርዓንኩም ናብ BBC News ትግርኛ ስደድዎ

እትህቡና ውልቃዊ ሐበሬታ፡ ተሳትፎኹም ኮነ እተቕርቡዎ ጥርዓንን መልሰ ዕንጋለን: ብናይ ቢቢስን ካልኦት ወሃብቲ ኣገልግሎትን መስርሕ እዩ ዝረአን ዝምመን።

ንእትህቡና ሓበሬታ፡ ቢቢስን ካልኦት ዝደጋገፉና ወሃብቲ ኣገልግሎትን: ብሕግን ፖሊስን ዕቃበ ውልቃዊ ሓበሬታ ኢና ንሕዞ።

ቢቢሲ፡ ንርእይቶ ተኸታተልትና፡ ንተገዳስነቶምን ሻቕሎቶምን፡ ንመስርሕ ዕቃበን ኣጠቓቕማ ውልቃዊ ሐበሬታ ብዘማልእ ኣገባብ ይሕዞ።

ቢቢሲ፡ ንውልቃዊ ሐበሬታ ተኸታተልቱን ሰዓብቱን፡ ብኸመይ ከምዝዕቅቦ BBC's Privacy and Cookies Policy ኢልኩም ክትውከሱን ተወሳኺ ሐበሬታን ክትረኽቡ ትኽእሉ።

ቢቢሲ፡ ኣብ ኣተሐሕዛ ውልቃዊ ሐበሬታትን፡ ኣብ ግብሪ መልሲ ዕግበትን ዝኽተሎ ኣገባብ ምስ ዘይሰማማዓኩምን፡ ጥርዓን ምስ ዝህልወኩምን ናብ information office ክትሕብሩ ትኽእሉ።

ጥርዓንኩም ክትሰዱልና ምስ እትደልዩ፡ ናብ [email protected] ኢመይል ክትጽሕፉልና ትኽእሉ።

ኣብ ውሽጢ 14 መዓልታት ግበረመልሲ ክንህብ ንጽዕትን ኢና፡ እንተኾነ ግን ጥርዓንኩም ብዛዕባ እንታይ ምዃኑን፡ ብዝሒ ናይቶም ክንምርምሮምን ክንምልሰሎምን ዘሎና ካልኦት ጥርዓናትን'ዩ ዝውስኖ።

ነቶም ዝተላዕሉ ጥርዓናትን እንርእየሎም ቅጥዕታትን፡ ንእንቕበሎም ካልኦት ርእይቶታትን ንምርኣይ እንጥቀመሎም ኣገባባትን ንምርዳእ ነቲ ብእንግሊዝኛ 'What happens to your complaint' ዝብል ኣንብቡ።

ንዝህልወኩም ካልእ ሓፈሻዊ ሕቶታት እውን feedback page ተጠቐሙ።