ትሑት
ነዚ ብኸመይ ኢና ንጥቀሙሉ?
ክትገብርዎ ዘለኩም
ንስኻ ወይ እቲ ትዕቅኖ ዘለኻ ሰብ ዕድሜኹም ልዕሊ 18 ዓመት ምስ ዝኸውን
- ነዚ ኣገባብ ተጠቀሙ።
- ብበዓል ሞያ ጥዕና ወይውን ኣብ ገዛኹም ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተወሰደ ንባብ ጸቕጢ ደም ኣዳለዉ።
ክትገብርዎ ዘይብልኩም
እዚ ኣገባብ ክትጥቀምሉ ዘይብልኩም፡
- ትሕቲ 17 ዓመት ዝዕድሜኹም
- ነፍሰ ጾራት
- ጸቕጢ ደም ከስዕቡ ዝኸእሉ መድሃኒት እትወስዱ ሰባት
- ኣብ ቀረባ እዋን መጥባጥባሕቲ ዝገበርኩም ወይ መጉዳእቲ ዘለኩም ሰባት።
- ብሰንኪ ጸረውረውታ፣ ዕውልውል ምባል ወይ ሕማም ርእሲ ጽቡቕ ዘይኮነ ስማዒት ዝስማዓኩም ሰባት
- ንጸቕጢ ደምኩም ብዝምልከት ናብ ሓኪም ኬድኩም ዝተራኣኹምን፣ ሕክምናዊ ምኽሪ ዝረከብኩምን ሰባት
- ዝኾነ ምልክታት ንምርግጋጽ ነዚ ኣገባብ ክትጥቅምሉ የብልኩምን። ብዛዕባ ጸቕጢ ደምኩም ምስ እትሻቐሉ ናብ ሓኪም ተወከሱ።
ጸቕጢ ደምኩም ብትኽኽል ንምዕቃን ጠቐምቲ ነጥብታት
ጸቕጢ ደምኩም ኣብ ገዛ ክትዕቀኑ እንከለኹም ፣ ትኽክለኛ ንባብ ንምርካብ እዞም ዝሳዕቡ ነገራት ፈጽሙ።
- መደገፊ ኣብ ዘለዎ መንበር ቅንዕ ኢልኩም ኮፍ በሉ
- ኣእጋርኩም ኣብ መሬት ብስሩዕ ኣቐምጡ
- ኣእዳውኩምን ቀላጽምኩምን ኣዛኒኹም ኣብ ጠረጴዛ ግበርዎ
- ሓጺር እጅገኡ ክዳን ልበሱ
- ተዛነዩ፣ ንቡር ኣስተናፍሳ ኣስተፍሱ ፣ ዘረባ ደው ኣብሉ
- እቲ ንባብ ልክዕ ምዃኑ ንምርግጋጽ ድማ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ደጊምኩም ተመርመሩ
- ጸቕጢ ደምኩም ንግሆን ኣጋ ግዜን ዓቀኑ





![ኣብቲ መበል 48 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ንወኪል ኤርትራ ዝመርሐ ሽዑ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝነበረ ማሕሙድ ኣሕመድ ሸሪፎ [ጸ]፡ ኣብ ጐድኑ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወት፡ ብድሕሪኡ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ ኣቶ ኣሚን ሓሰንን ካልኦትን ይረኣዩ።](https://ichef.bbci.co.uk/ace/ws/400/cpsprodpb/1ffe/live/bf49b970-b354-11f0-ad84-99ce12c6004d.jpg.webp)







