ሰሌዳ መዳልያታት ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024

ዝበዝሐ መዳልያ መን ተዓዊቱ? ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ እዚ ዓመት፡ ካብ ልዕሊ 200 ሃገራት ዝተመርጹ ኣትለታት፡ ኣብ 32 ዓይነት ስፖርት ንዝተዳለወ 329 መዳልያታት ይወዳደሩ ኣለዉ። እተን ቀዳሞት መዳልያታት፡ ኣብ 27 ሓምለ 2024 ንዕዉታት ክሽለማ እየን።

ምሉእ ጸብጻብ ውድድራት ኦሎምፒክ፡ ኣብ ቢቢሲ ትግርኛ ተኸታተሉ፤

መዘኻኸሪ፤ ዕዉታት መዳልያታት ዝዀኑ ኣትለታት ውልቀ-ተወዳደርቲ ኣብዚ ሰሌዳ ኣይሰፈሩን።