ዒባ ከብቲ ብምድርባይ ፖሊሲ መንግስቲ ዝቃወሙ ተመሃሮ

መግለጺ ቪድዮ, ዒባ ከብቲ ደርብዮም ፖሊሲ መንግስቲ ዝቃወሙ ተመሃሮ

ኣብ ኢንዶኖዥያ፡ ተመሃሮ ፕረዚደንት እታ ሃገር ባጀት ትምህርቲ ቈሪጽዎ ብዝብል ኣንጻር መንግስቲ ዒባ ከብቲ ብምድርባይ ተቓውምኦም ይገልጹ።