ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2025፡ ጸወታን ውጽኢቱን

መበል 35 ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2025 ኣብ ሃገረ ሞሮኮ ሎሚ 21 ታሕሳስ ጀሚሩ 18 ጥሪ ክዛዘም'ዩ። ጸወታ፡ ውጽኢቱን ሓደሽቲ ምዕባለታትን እቲ ውድድር ንምክትታል ኣብዚ ተኸታተሉ።