እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብስእሊ
ሎሚ ቀዳም 11 ጥሪ 2016 ኣቈጻጽራ ግእዝ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን በዓል ጥምቀት ይኽበር ኣሎ።
ካብ ዝተፈላለየ ክፋላት ኢትዮጵያን ካብ ኤርትራን ከምኡ'ውን ካብ ኬንያ ዝረኸብናዮ ነቲ በዓል ዘንጸባርቕ ስእልታት ነዚ ይመስል።