እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብሩህ ሰማያትን መሪር ንብዓትን፡ ንኤርትራ ዝሕውሱ ምሩጻት ኣሳእል ኣፍሪቃ
ምሩጻት ኣሳእል ኣፍሪቃን ናይዚ ዝሓለፈ ሰሙን እዞም ዝስዕቡ እዮም።
ቢቢሲ ኣፍሪቃ ዝመረጾም ኰይኖም ኣብ ዝተፈላለየ ኵነታትን ቦታታትን ዝተሳእሉ ንምስልታት ንህይወት ኣፍሪቃውያንን ኣፍሪቃን ዘንጸባርቑ እዮም።