ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣለምዋጭ ክልል ኣምሓራ ኣብ ሓደጋ ወዲቖም ከምዘለው ይገልጹ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ኤርትራውያን ብሰንኪ ክራማት ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ወዲቖም ከምዘለው ገሊጾም።