ኦሎምፒክ ቶክዮ፡ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ኣየኖት ሃገራት እየን ኣብ ሰሌደ መዳልያታት ኣብ ቅድሚት ተቐሚጠን ዘለዋ?
ኦሎምፒክ 2020 ካብቶም ቅድሚ ሕጂ ዝተኻየዱ ውድድራት ኦሎምፒክ፡ 33 ተወሰኽቲ ናይ ስፖርት ውድድራት ዝካየደሉ ክኸውን እዩ።
እዚ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ክካየድ ዝነበሮ ውድድር ኦሎምፒክ፡ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮናቫይረስ ናብዚ ዓመት ክሰጋገር እንከሎ፤ ኣብ ጃፓን ኣብ 42 ዝተፈላለዩ ስፍራታት ክካየድ እዩ።
እዚ ናይ ቢቢሲ ትግርኛ ገጽ፡ ሃገራት ኣብ ውድድራት ኦሎምፒክ ቶክዮ ዝረኽብኦ ዝርዝር መዳልያታት ዝሓዘ ሰሌዳ እዩ። ኣብዚ ሰሌዳ፡ ተወዳደርቲ ዝዓተርዎ መዳልያ ምስቲ ዝውክልዎ ሃገር፡ ዝረኸብዎ ተርታ ብቐጻሊ እናተኸታተልና እነቕርበሉ እዩ።
ኣብቲ ውድድር ዝሳተፉ ሃገራውያን ናይ ኦሎምፒክ ጋንታታትን ዘመዝግብዎ ናይ ወርቂ፡ ብሩርን ነሓስን መዳልያታት ኣብቲ ሰሌዳ ብዝርዝር ክግለጽ እዩ።
ውድድር ኦሎምፒክ ቶክዮ ምስተጀመረ፡ እቶም ቀዳሞት መዳልያታት ቀዳም 24 ሓምለ 2021 እዮም ክዕደሉ። እቲ ሰሌዳ'ውን ካብ ሽዑ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ንጥፈታት እቲ ውድድር ዝምዝገቡ መዳልያታት ከቕርብ እዩ።
ደረጃ
![ኣብቲ መበል 48 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ንወኪል ኤርትራ ዝመርሐ ሽዑ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝነበረ ማሕሙድ ኣሕመድ ሸሪፎ [ጸ]፡ ኣብ ጐድኑ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወት፡ ብድሕሪኡ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ ኣቶ ኣሚን ሓሰንን ካልኦትን ይረኣዩ።](https://ichef.bbci.co.uk/ace/ws/400/cpsprodpb/1ffe/live/bf49b970-b354-11f0-ad84-99ce12c6004d.jpg.webp)







