እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ናይ መንግስቶም ቆላሕታ ዝሰኣኑ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት
ሰብ ስልጣን ስዑድ ዓረብ ኣብ መዳጎኒ ማእኸላት እታ ሃገር ኣብ ኣዝዩ ኣሰካፊ ኩነታት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ዝምለስሉ ኩነታት ክፈጥሩ ከምዝግባእ ‘ሂውማን ራይትስ ዎች’ ኣተሓሳሲቡ።