ናይ መንግስቶም ቆላሕታ ዝሰኣኑ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት

መግለጺ ቪድዮ, ናይ መንግስቶም ቆላሕታ ዝሰኣኑ ስደተኛታት ኢትዮጵያ

ሰብ ስልጣን ስዑድ ዓረብ ኣብ መዳጎኒ ማእኸላት እታ ሃገር ኣብ ኣዝዩ ኣሰካፊ ኩነታት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ዝምለስሉ ኩነታት ክፈጥሩ ከምዝግባእ ‘ሂውማን ራይትስ ዎች’ ኣተሓሳሲቡ።