ኣከባብራ በዓል ዓይኒ ዋሪ፡ ብስእልታት

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ፡ ብዝተፈላለየ ስያመ ዝኽበር በዓል ደቂኣንስትዮ ዛጊድ ኣይተወደአን። ኣሸንዳን ማርያን ሓሊፉ፡ ዓይኒ ዋሪ ከኣ ድሕሪ 8 መዓልቲ ቀፂሉ'ሎ።

ነዞም ዝተሓረዩ ስእልታት ኣከባብራ በዓል ዓይኒ ዋሪ፡ ካብ ታሪኻዊት ከተማ ኣክሱም ክንእንግደኩም።