ግድባት ኬንያ ብሰንኪ ከቢድ ዝናብ ሓደጋ ውሕጅ ኣስዒቦም

ምንጪ ስእሊ, @KenyaRedCross
መግለጺ ስእሊ, ብርክት ዝበሉ መንበሪ ኣባይቲ ብውሑጅ ብምዕልቕላቖም ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኬንያውያን ገዛ ኣልቦ ኮይኖም።ክልተ ግድባት ኬንያ፡ ብዘጋጠመ ሓያል ዝናብ፡ ብምምልኦምን ውሑጅ ብምፍጣሮምን፡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኬንያውያን ንክመዛበሉ፡ ምኽንያት ከምዝኾኑ፡ ትካል ቀይሕ መስቀል ንቢቢሲ ሓቢሩ።
ሓላፊ ቀይሕ መስቀል ኬንያ ኣባስ ጉለት፡ ብምኽንያት ኣጋጢሙ ዘሎ ከቢድ ውሑጅ፡ ኣብ ምብራቕን ማእኸላይን ክልላት ኬንያ ዝነብሩ ሰባት፡ ናብ በሪኽ ከባቢ ንክወፅኡ ኣተሓሳሲቦም።
በዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ውሑጅ 200 ሽሕ ኬንያውያን ካብ መረበቶም ከምዝተመዛበሉን፡ መብዛሕትኦም ኣብ ኣብያተ ትምህርትን ክፍቲ ቦታታትን ከምዘፅለሉ ድማ ተዛሪቦም።
ድማ ብሰንኪ እቲ ውሕጅ ህይወቶም ዝሰኣኑ ከምዘለዉ ድማ መራኸብቲ ሓፋሽ ኬንያ ፀብፂቦም።
ብርክት ዝበሉ ፅርግያታት ኬንያ በቲ ውሑጅ ኣብ ክልተ ዝተገምዑ እንትኾኑ፡ ምግህማስ መሬት እውን ኣጋጢሙ።
እዞም ማሲንጋን ካምቡሩን ዝተብሃሉ ክልተ ግድባት፡ ካብ 'ማውንት ኬንያ' ብዝመፅአ ውሑጅ እዮም ተዕለቕሊቖም።
ብርክት ዝበሉ ሰባት ነዚ ኣብ ኬንያ ኣጋጢሙ ዘሎ ከቢድ ውሑጅ ዝገልፁ ስእልታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ይለዋወጡ ኣለዉ።
ካብ ሞንጎ እዞም ስእልታት፡ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኬንያ 'ታና ሪቨር' 50 ሽሕ ኬንያውያን ንክመዛበሉ ምኽንያት ኣብ ዝኾነ ውሑጅ፡ ሰራሕተኛ ቀይሕ መስቀል፡ ንሓደ ሽማግለ ኣቦ፡ ካብቲ ውሑጅ ሓንጊሩ እንተውፅኦም ዘርኢ ምስሊ፡ እቲ ኩነታት ክንደየናይ ከቢድ ምዃኑ ካብ ሞንጎ ዘርእዩ ስእልታት ሓደ እዩ።
Skip X post, 1ንትሕዝቶ X ተፍቅድ ዶ?እዚ ጽሑፍ ካብ X ዝተረኽቡ ትሕዝቶታት ኣሎዎ። እንተኾነ ኩኪስ ይዅን ካልእ ቴክኖሎጂ ክጥቀሙ ስለዝኽእሉ፡ ቅድሚ ምኽፋቱ ፍቓድኩም የድሊ። ፍቓደኛታት ቅድሚ ምዃንኩም፡ ነቲ ናይ X ፖሊሲ ኩኪስ ከምኡ’ውን ፖሊሲ ብሕትና ክተንብብዎ ትኽእሉ ኢኹም። ነዚ ትሕዝቶ ንምርኣይ፡ ‘እሰማማዕ’የ ቀጽል’ ዝብል ጠውቑ።
Warning: Third party content may contain adverts እዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኬንያ ዝወቅዕ ዘሎ ዝናብ፡ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ፡ ዝነበሮም ጉዕዞ ንክስርዙ ኣገዲድዎም።
Skip X post, 2ንትሕዝቶ X ተፍቅድ ዶ?እዚ ጽሑፍ ካብ X ዝተረኽቡ ትሕዝቶታት ኣሎዎ። እንተኾነ ኩኪስ ይዅን ካልእ ቴክኖሎጂ ክጥቀሙ ስለዝኽእሉ፡ ቅድሚ ምኽፋቱ ፍቓድኩም የድሊ። ፍቓደኛታት ቅድሚ ምዃንኩም፡ ነቲ ናይ X ፖሊሲ ኩኪስ ከምኡ’ውን ፖሊሲ ብሕትና ክተንብብዎ ትኽእሉ ኢኹም። ነዚ ትሕዝቶ ንምርኣይ፡ ‘እሰማማዕ’የ ቀጽል’ ዝብል ጠውቑ።
Warning: Third party content may contain adverts ብቴሌቬዥን እታ ሃገር ብዘመናዊ ሰብ ኣልቦ ካሜራ (ድሮን) ዝተስኣለ ምስሊ ከምዝሕብሮ፡ ዓበይቲ ፅርግያታት በቲ ውሑጅ ዓንዮም እዮም።
እዚ ስእሊ፡ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኬንያ ዝተገምዐ መንገዲ እንትኸውን፡ ሓደ መዓልቲ ንኣፍሪቃ ኣብ ክልተ ክከፍላ ከምዝኽእል እዩ ዝግለፅ።
Skip X post, 3ንትሕዝቶ X ተፍቅድ ዶ?እዚ ጽሑፍ ካብ X ዝተረኽቡ ትሕዝቶታት ኣሎዎ። እንተኾነ ኩኪስ ይዅን ካልእ ቴክኖሎጂ ክጥቀሙ ስለዝኽእሉ፡ ቅድሚ ምኽፋቱ ፍቓድኩም የድሊ። ፍቓደኛታት ቅድሚ ምዃንኩም፡ ነቲ ናይ X ፖሊሲ ኩኪስ ከምኡ’ውን ፖሊሲ ብሕትና ክተንብብዎ ትኽእሉ ኢኹም። ነዚ ትሕዝቶ ንምርኣይ፡ ‘እሰማማዕ’የ ቀጽል’ ዝብል ጠውቑ።
Warning: Third party content may contain adverts እዚ ስእሊ፡ ፖሊስ ብውሑጅ ኣብ ዝተዕለቕለቐ መንገዲ ኮይኑ፡ ቁፅፅር ትራፊክ እንትገብር ዘርእይ እዩ።
Skip X post, 4ንትሕዝቶ X ተፍቅድ ዶ?እዚ ጽሑፍ ካብ X ዝተረኽቡ ትሕዝቶታት ኣሎዎ። እንተኾነ ኩኪስ ይዅን ካልእ ቴክኖሎጂ ክጥቀሙ ስለዝኽእሉ፡ ቅድሚ ምኽፋቱ ፍቓድኩም የድሊ። ፍቓደኛታት ቅድሚ ምዃንኩም፡ ነቲ ናይ X ፖሊሲ ኩኪስ ከምኡ’ውን ፖሊሲ ብሕትና ክተንብብዎ ትኽእሉ ኢኹም። ነዚ ትሕዝቶ ንምርኣይ፡ ‘እሰማማዕ’የ ቀጽል’ ዝብል ጠውቑ።
Warning: Third party content may contain adverts እዚ ድማ ኣብ ሰሜን ምብራቕ እታ ሃገር ኣብ ከተማ ጋሪሳ ዘጋጠመ ውሑጅ እንትኸውን፡ ሩባ 'ታና' መጠኑ ወሲኹ ብሓይሊ እንትውሕጅ የርእይ።
ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኬንያውያን ድማ ተመዛቢሎም።
Skip X post, 5ንትሕዝቶ X ተፍቅድ ዶ?እዚ ጽሑፍ ካብ X ዝተረኽቡ ትሕዝቶታት ኣሎዎ። እንተኾነ ኩኪስ ይዅን ካልእ ቴክኖሎጂ ክጥቀሙ ስለዝኽእሉ፡ ቅድሚ ምኽፋቱ ፍቓድኩም የድሊ። ፍቓደኛታት ቅድሚ ምዃንኩም፡ ነቲ ናይ X ፖሊሲ ኩኪስ ከምኡ’ውን ፖሊሲ ብሕትና ክተንብብዎ ትኽእሉ ኢኹም። ነዚ ትሕዝቶ ንምርኣይ፡ ‘እሰማማዕ’የ ቀጽል’ ዝብል ጠውቑ።
Warning: Third party content may contain adverts ብርክት ዝበሉ ኬንያውያን ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚድያታት፡ ስእልታት ውሑጅ ብምልውዋጥ ከመይ ጥንቃቐ ክገብሩ ከምዝግበኦምን መንግስቲ ህፁፅ መፍትሒ ንከናድን ይዝትዩ ኣለዉ።
Skip X post, 6ንትሕዝቶ X ተፍቅድ ዶ?እዚ ጽሑፍ ካብ X ዝተረኽቡ ትሕዝቶታት ኣሎዎ። እንተኾነ ኩኪስ ይዅን ካልእ ቴክኖሎጂ ክጥቀሙ ስለዝኽእሉ፡ ቅድሚ ምኽፋቱ ፍቓድኩም የድሊ። ፍቓደኛታት ቅድሚ ምዃንኩም፡ ነቲ ናይ X ፖሊሲ ኩኪስ ከምኡ’ውን ፖሊሲ ብሕትና ክተንብብዎ ትኽእሉ ኢኹም። ነዚ ትሕዝቶ ንምርኣይ፡ ‘እሰማማዕ’የ ቀጽል’ ዝብል ጠውቑ።
Warning: Third party content may contain adverts እዚ ዘጋጠመ ውሑጅ፡ ሞተረኛታት ሕጊ ትራፊክ ንከኽብሩ ዘገደደ ኣጋጣሚ እዩ ብምባል ናእድኦም ዝገለፁ ሓደ ሓደ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚድያታት እውን ኣይተስኣኑን።
Skip X post, 7ንትሕዝቶ X ተፍቅድ ዶ?እዚ ጽሑፍ ካብ X ዝተረኽቡ ትሕዝቶታት ኣሎዎ። እንተኾነ ኩኪስ ይዅን ካልእ ቴክኖሎጂ ክጥቀሙ ስለዝኽእሉ፡ ቅድሚ ምኽፋቱ ፍቓድኩም የድሊ። ፍቓደኛታት ቅድሚ ምዃንኩም፡ ነቲ ናይ X ፖሊሲ ኩኪስ ከምኡ’ውን ፖሊሲ ብሕትና ክተንብብዎ ትኽእሉ ኢኹም። ነዚ ትሕዝቶ ንምርኣይ፡ ‘እሰማማዕ’የ ቀጽል’ ዝብል ጠውቑ።
Warning: Third party content may contain adverts