单元 1: Essential English Conversation
选择一个单元
- 1Essential English Conversation
- 2Essential English Conversation
- 3Unit 3
- 4Unit 4
- 5Unit 5
- 6Unit 6
- 7Unit 7
- 8Unit 8
- 9Unit 9
- 10Unit 10
- 11Unit 11
- 12Unit 12
- 13Unit 13
- 14Unit 14
- 15Unit 15
- 16Unit 16
- 17Unit 17
- 18Unit 18
- 19Unit 19
- 20Unit 20
- 21Unit 21
- 22Unit 22
- 23Unit 23
- 24Unit 24
- 25Unit 25
- 26Unit 26
- 27Unit 27
- 28Unit 28
- 29Unit 29
- 30Unit 30
- 31Unit 31
- 32Unit 32
- 33Unit 33
- 34Unit 34
- 35Unit 35
- 36Unit 36
- 37Unit 37
- 38Unit 38
- 39Unit 39
- 40Unit 40
课程 41
Listen to find out how to get to places.
ከመይ ጌርኩም ናብ ዝተፈላለየ ቦታታት ክትበጽሑ ከም እትእሉ ንምፍላጥ፡ ጽን ኢልኩም ስምዑ።
本单元得分 41
0 / 3
- 0 / 3练习题 1
练习题 1
How can I get to…?
Listen to find out how to get to places.
ከመይ ጌርኩም ናብ ዝተፈላለየ ቦታታት ክትበጽሑ ከም እትእሉ ንምፍላጥ፡ ጽን ኢልኩም ስምዑ።
Listen to the audio and take the quiz. ጽን ኢልኩም ብምስማዕ፡ ነዚ ተቐሪቡ ዘሎ ፈተና ስርሑ።

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም: እንቋዕ ናብ መደብ Essential English Conversation ብድሓን መጻእኩም። እዚ መደብ’ዚ ኣገደስቲ ናይ አንግሊዘኛ ዚርርብ ሒዙልኩም ክቐርብ እዩ። ኣነ ተኽልማሪያም በኪት እየ።
ኣብዚ ክፋል እዚ፡ ከመይ ጌይርና ናብ ዝተፈላለየ ቦታታት ከም እንኸይድ ምሕታት ክንመሃር ኢና።
ነዞም ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ንምኻድ ዝዘራረቡ ዘለዉ ክልተ ሰባት ጽን ኢልና ንስማዕ።
Sian
How can I get to the airport?
Phil
You can go by bus or taxi.
Sian
I’m late. I need a taxi!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ክብድ ዝበለ እንተመሲሉ ኣይትሻቀሉ። ነዚ ዝርርብ ከፋፊልና ብምቕራብ፡ ንኽተለማመዱ ክንሕግዘኩም ኢና።
እታ ቐዳመይቲ ተዛራቢት፡ ከመይ ኢላ ንመዓርፎ ነፈርቲ ‘airport’ ከም እትበጽሕ ሓቲታ። ጽን ኢልኩም ብምስማዕ ድገምዎ።
How can I get to the airport?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
እታ ካልኣይቲ ተዛራቢት ድማ፡ ኣውቶቡስ ‘bus’ ወይ ድማ ታክሲ ‘taxi’ ክትጥቀም ከም እትኽእል ሓቢራታ። ጽን ኢልኩም ብምስማዕ ድገምዎ።
You can go by bus or taxi.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
እታ ቀዳመይቲ ተዛራቢት፡ ደንጒያ ‘late’ ከም ዘላ ኣስተውዒላ። ጽን ኢልኩም ብምስማዕ ድገምዎ።
I’m late.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ንሳ፡ ታክሲ ‘taxi’ የድልየኒ ‘need’ ኣሎ ኢላ። ጽን ኢልኩም ብምስማዕ ድገምዎ።
I need a taxi!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም! ሕጂ ዝተፈላለዩ ሰባት ብኸመይ ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ከም ዝበጽሑ ክዛረቡ ብምስማዕ ኣነጻጽሩ።
ቨይራ፡ ኣብ ጎቦታት ንዝቕመጡ የዕሩኹታ ትበጽሕ ኣላ። ብነፋሪት ‘plane’ ክትከይድ ድማ ወሲና።
How can I get to the mountains?
You can go by bus or plane.
I don’t have time. I want to go by plane!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሮበርት ኣብ ጎረቤቱ ኣብ ዘላ ከተማ ‘next town’ ክኸይድ ደሊዩ። መኪና ‘car’ ስለዘይብሉ ድማ ብባቡር ክኸይድ ወሲኑ።
How can I get to the next town?
You can go by train or drive.
I don’t have a car, I want to go by train.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕራይ እምበኣር፡ ሕጂ ደጊምና ንፈትን። ነዚ ናይ እንግሊዝኛ ምሉእ ሓሳብ ብምስማዕ ድገምዎ። ንነፍሲ ወከፍ ክልተ ግዜ ክትሰምዕዎ ኢኹም።
How can I get to the airport?
How can I get to the airport?
You can go by bus or taxi.
You can go by bus or taxi.
I’m late.
I’m late.
I need a taxi!
I need a taxi!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ እምበኣር፡ ሕጂ ማዕረ ክንደይ ነቲ ዝተማሃርኩሞ ቋንቋ ኢንግሊዝ ከም ትዝክርዎ ነብስኹም ገምግሙ። ነዚ ብትግርኛ እትሰምዕዎ ምሉእ ሓሳባት ብእንግሊዝኛ ድገምዎ።
ንመዓርፎ ነፈርቲ ብምንታይ ክኸይድ ይኽእል?
How can I get to the airport?
ብኣውተቡስ ወይ ብታክሲ ክትከይድ ትኽእል።
You can go by bus or taxi.
ደንጒየ ኣለኹ።
I’m late.
ታክሲ የድልየኒ ኣሎ።
I need a taxi!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም! ሕጂ ብእንግሊዝኛ ብዛዕባ ናብ ዝተፈላለየ ቦታታት ብኸመይ ከም እትኸዱ፡ ምሕታትን ምምላስን ፈሊጥኩም ኣለኹም። ሕጂ፡ ነቲ ቀዳማይ ተዛራቢ “ብኸመይ ንኣየር ፖርት ትኸይድ?” ንዝብል ሕቶ ብምምላስ ተለማመዱ።
How can I get to the airport?
I’m late. I need a taxi!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም፥ ሕጂ ነቲ ዝርርብ ብምሉኡ ደጊምኩም ብምስማዕ፡ መልስታትኩም ፈትሹ።
Sian
How can I get to the airport?
Phil
You can go by bus or taxi.
Sian
I’m late. I need a taxi!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም! ካብ ሎሚ ጀሚርኩም ብእንግሊዘኛ ብዛዕባ ናብ ዝተፈላለየ ቦታታት ምኻድ፡ ምሕታትን ምምላስን ፈሊጥኩም ኣለኹም። ኮይኑ ግን ልምምድ ምግባር ኣይትረስዑ። ምስ ሰባት ኬንኩም ብዛዕባ ናብ ዝተፈላለየ ቦታታት ምኻድ፡ ልምምድ ቀጽሉ። ኣብ ካልእ ግዜ ብካልእ የራክበና። Bye!
Check what you’ve learned by choosing the correct answer to the question.
ቅኑዕ መልሲ ብምምራጽ፡ እንታይ ከም ዝተማሃርኩም ርእስኹም ፈትሹ።
ከመይ ጌይረ ናብ...ክበጽሕ እኽእል?
3 Questions
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጽ።
帮助
练习题
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጽ።
提示
መስርዕ ናይ ቃላት ኣብ ሕቶ ኣገዳሲ ምኻኑ ኣይትረስዑ።Question 1 of 3
帮助
练习题
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጽ።
提示
ኣብ ምሉእ ሓሳብ መስርዕ ናይ ቃላት ኣገዳሲ ምኻኑ ዘክሩ።Question 2 of 3
帮助
练习题
Choose the correct answer.
ቅኑዕ መልሲ ምረጽ።
提示
ታክሲ ብዘድልዮ ሰብ ጀምሩ።Question 3 of 3
Excellent!太棒了!Bad luck!加分:
Join us for our next episode of Essential English, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝቕጽል መደብ Essential English ኣገደስቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ዝርርብ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና’ሞ ብሰላም የራኽበና።
ንዝያዳ ልምምድ ኣብቲ ናይ ፌይስቡክ ገጻትና ተጸንበሩና