"ስእሊ ምስ ዓለም ዝረዳድአሉ ጥበብ'ዩ" ሰኣሊት ገሊላ ረዳ

መግለጺ ቪድዮ, "ስእሊ ምስ ዓለም ዝረዳድኣሉ ጥበብ'ዩ" ሰኣሊት ገሊላ ረዳ

ሰኣሊት ገሊላ ረዳ ካብ ጓል 6 ዓመት ዕድሚኣ ጀሚራ ኣብ ወረቐትን መንደቕን ምስኣል ከምዝጀመረት እያ እትገልጽ። ናብ ናይ ስእሊ ጥበብ ዝኣተወት ብናይ ዓብይ ሓዋ ሰኣላይነትን ናይ ኣዲኣን ጽልዋ ከምዝኾነ እያ እትገልጽ።