5 ሕፁያት፡ ቢቢሲ ብሉፅ ተፃዋቲ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ እዚ ዓመት

ሕፁያት
መግለጺ ስእሊ, ካብ የማን ናብ ፀጋም፡ ፒየር ኤመሪክ ኦባመያንግ፣ ናቢ ኬዬታ፣ ሳዲዮ ማኔ፣ ቪክቶር ሞስሰን ሞሃመድ ሳላህን

ዕላዊ ኣብ ዝተገበረ ምርጫ፡ ፒየር ኤመሪክ ኦባመያንግ፣ ናቢ ኬዬታ፣ ሳዲዮ ማኔ፣ ቪክቶር ሞስሰ ን ሞሃመድ ሳላህ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮይኖም ኣለው። ተኸታተልትን ኣድነቕትን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ፡ ካብዚ ሰዓት ጀሚርኩም፡ ንዝደለኹምዎ ተፃዋቲ ኣብ ድረ-ገፅ ቢቢሲ ስፖርት ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ ምድማፅ ትኽእሉ።

ዝርዝር መረዳእታን ውልቀ-ታሪኽን ነብሲ ወከፍ ተፃዋታይ ፦