መሰነይታ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት

መሰነይታ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት

ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ትማሊ ኣብ ለንደን ተፈጺሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ መራሕቲ ሃገራት ዝርከብዎም ልዕሊ ክልተ ሽሕ ወከልቲ ተረኺቦም።