ትግራይ፡ ኣሽሓት ሰባት መጊባ እትውዕል ፈላሲት

ትግራይ፡ ኣሽሓት ሰባት መጊባ እትውዕል ፈላሲት

ኣብ ትግራይ ከባቢ ዓብይ ዓዲ ዝፈለሰት እሞሆይ ጸጋ ግርማይ፡ መዓልታዊ ን24 ሽሕ ሰባት መጊባ ከምእትውዕል ንቢቢሲ ገሊጻ።