መሰነይታ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት

መግለጺ ቪድዮ, መሰነይታ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት
መሰነይታ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት

ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ትማሊ ኣብ ለንደን ተፈጺሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ መራሕቲ ሃገራት ዝርከብዎም ልዕሊ ክልተ ሽሕ ወከልቲ ተረኺቦም።