ልኡል ሃሪ ድንግልንኡ ወዲ 17 ዓመት እንከሎ ከምዝስኣነ ገሊጹ

ልኡል ሃሪ ድንግልንኡ ወዲ 17 ዓመት እንከሎ ከምዝስኣነ ገሊጹ

ልኡል ሃሪ ኣብቲ ዝጽሓፎ ውልቀ መዘከርታኡ 6 ኣዘራረብቲ ዛዕብታት ዝድሃሰሰ ኮይኑ ወዲ 17 ዓመት ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ኣብ እንዳ መስተ ምስ ሓንቲ ብዕድመ እትዓብዮ ሰበይቲ ጾታዊ ርክብ ፈጺሙ ድንግልንኡ ከምዝስኣነ ጠቒሱ።