ልኡል ሃሪ ድንግልንኡ ወዲ 17 ዓመት እንከሎ ከምዝስኣነ ገሊጹ

መግለጺ ቪድዮ, ልኡል ሃሪ ድንግልንኡ ወዲ 17 ዓመት እንከሎ ከምዝስኣነ ገሊጹ።
ልኡል ሃሪ ድንግልንኡ ወዲ 17 ዓመት እንከሎ ከምዝስኣነ ገሊጹ

ልኡል ሃሪ ኣብቲ ዝጽሓፎ ውልቀ መዘከርታኡ 6 ኣዘራረብቲ ዛዕብታት ዝድሃሰሰ ኮይኑ ወዲ 17 ዓመት ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ኣብ እንዳ መስተ ምስ ሓንቲ ብዕድመ እትዓብዮ ሰበይቲ ጾታዊ ርክብ ፈጺሙ ድንግልንኡ ከምዝስኣነ ጠቒሱ።