ግህሰት ዝፍጸመሉ ማእከል መናበዪ ኣረጋውያን

ግህሰት ዝፍጸመሉ ማእከል መናበዪ ኣረጋውያን

ኣብ ኬንያ ሓደ ማእከል መናበዪ ኣረጋውያን፡ ብዕድመ ዝደፍኡ ሽማግለታት በቶም ክሕግዝዎም ዝተመደቡ ሰባት ከምዝከላበቱ ቢቢሲ ኣፍሪቃ-ኣይ ዘቃልዖ ጸብጻብ የመልክት።